ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ዓለም ለኸ ትካል ስራሕ ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ዓለም ለኸ ትካል ስራሕ ኣብ መምርሒ ምቹው ዕድል ስራሕ ምፍጣርን ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን፥ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም 75 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ምርካቢ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም 203 ግልጋሎታት ብምቕራብ 75 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ምርካቢ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ÷ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ኢትዮ ቴሌኮም ኣመልኪተን መብርሂ ሂበን፡፡ ኣብ መብርሂአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰብ ሞያ ሚዲያ ትግራይ ኣብ ምክልኻል ምውዛዕ ሱኑዕ ሓበሬታ ዝጠመተ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ Desta Jul 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰብ ሞያ ሚዲያን ኣንቃሕቲ ማሕበረሰብን ክልል ትግራይ ኣብ ምክልኻል ምውዛዕ ሱኑዕ ሓበሬታ ዝጠመተ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ። እቲ ስልጠና ምጥንኻር ዓቕሚ ሚድያ እውን ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብምትሕብባር ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚዩኒኬሽን…
Uncategorized ኣብ ሞንጎ ሃገራት ዘሎ ክፍተት ተበፃሕነት መርበብ ሓሬታ ምምላእ ቀዳማይ ዛዕባ ክኸውን ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ዝማዕበላን ኣብ ምምዕባል ዝርከባን ሃገራት ዘሎ ክፍተት ተበፃሕነት መርበብ ሓሬታ ምምላእ ቀዳማይ ዛዕባ ክኸውን ከምዝግባእ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ፡፡ ላዕለዎት መራሕቲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ÷ እቲ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህሊ ምክንኻን ተፈጥሮ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብ ካልኦት ከባቢታት እውን ክልመድ ኣለዎ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህሊ ምክንኻን ተፈጥሮ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብ ካልኦት ከባቢታት እውን ክልመድ ኣለዎ ክብሉ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር÷ ትማሊ ኣብ ዞባ ካፋ ወረዳ ጊምቦ ብምርካብ ኣብ ሓንቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ Desta Jul 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። ዋና ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል ወንድሙ ኩርታ፥ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝሓለፈ ባጀት ዓመት ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝሰርሐ ተዛሪቦም። ብመሰረት ብሕገ መንግስቲ ዝተውሃቦ ስልጣን…
ቴክኖሎጂ ብክብረወሰን ዋጋ ዝተሸጠት ሞዴል 2007 ኣይፎን Desta Jul 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓንቲ ኣብ 2007 ዘገልገለት ኣፕል ኣይፎን ታሪኽ ከምዘመዝገበት ተገሊፁ። ኣብ መጀመርታ ብ599 ዶላር ትሽየጥ ዝነበረት እዛ ኣይፎን ካብ 50 ሺሕ ክሳብ 100 ሺሕ ዶላር ክትሽየጥ ትፅቢት ተገይሩ ነይሩ። እንተዀነ ካብቲ ቅድሚ ሐዚ ዝነበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ብኢትዮጵያውያን ሓምለዋይ ታሪክ ተሰሪሑ” – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Desta Jul 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)500 ሚሊየን ፈልስታት ብምትካል ናይ ባዕልትና ሪከርድ ንክንሰብር ዝቐረበ ፃውዒት ብምቕባል ንዝወፅኡ ኩሎም አመስጊኖም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መልእኽቶም፥ ብኢትዮጵያውያን ሓምለዋይ ታሪክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ኣረጋውያን ኣዴታትን ኣቦታትን ብምዃን ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2023 0 ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊዮን ፈልሲታት፣ ኣብዚ ዕለት ንሳልሳይ ግዘ ምስ ኣረጋውያን ኣዴታትን ኣቦታትን ብምዃን ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። #ሓምለዋይኣሰር #Ethiopia እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ኣብ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ተሳቲፈን Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሰራሓተኛታት ኣብ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታ ተሳቲፎም። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣብ መርበብ ሓሬታ ትዊተር ገፁ÷ ክሌማዊ ለውጢ ዶብ ከምዘይግድቦ…