ኣብ መርሃ ግብሪ ምትካል 500 ሚሊየን ፈልሲታት ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ካብ ወጋሕታ ክሳብ 3 ሰዓት ልዕሊ 147 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ወፍሪ መርሃ ግብሪ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ምትካል ካብ ወጋሕታ ክሳብ 3 ሰዓት ኣብ ዘሎ እዋን 147 ሚሊየን 965 ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ክፍሊ መከታተሊ…