ጥዕና ጥንቃቐ ዝደሊ ኣመጋግባ እዋን በዓላት Desta Jul 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን በዓላት ዝግበር ኣመጋግባ ግቡእ ጥንቃቐ እንተዘይተገይሩ ንፀገም ጥዕና ከቃልዕ ይኽእል። ምዝዛም መዓልቲታ ፆም ስዒቦም ዘሎ ኣመጋግባ ጥንቃቐ ዝተመልኦ ክኸውን ከምዝግባእ ሰብ ሞያ ጥዕና ይምዕዱ። ምኽንያቱ ድማ ንነዊሕ እዋን ካብ ቅብኣት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ደቡባዊ ሸነኽ ኣውሮፓ ሙቐት ይውስኽ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Jul 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡባዊ ሸነኽ ኣውሮፓ ሰሜና ምዕራብ ኣፍሪካን ሙቐት ይውስኽ ከምዘሎ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልታት መጠን ሙቐት ደቡብ ኣውሮፓ ካብ 40 ናብ 48 ዲግሪ ሴሊሺየስ ክብ ክብል ኢዩ ተባሂሉ። ብፍላይ ኣብ ስፔን፣ ፈረንሳይ፣ ግሪክ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ቡራዩ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ 13 ሹቓት ዓኒዮም Desta Jul 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ቡራዩ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ 13 ሹቓት ዓኒዮም። በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ባርዕን ስግኣት ሓደጋን ንጋቱ ማሞ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝተዛረቦ፥ እቲ ሓደጋ ባርዕ ሐዚ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትሕቲ ዓቕሚ ዝኾና 12 ኣብያተ ትምህርቲ ተዓፂየን Desta Jul 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትሕቲ ዓቕሚ ዝኾና 12 ኣብያተ ትምህርቲ ከምዝተዓፀዋ በዓል መዚ ቁፅፅር ፅርየት ትምህርቲን ስልጠናን እታ ከተማ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ብመሰረት ዝተውሃበ ተግባርን ሓላፍነትን ናይ ውልቀ ኣብያተ ትምህርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓታት ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ጠሚቶም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ጠሚቶም ምስ መዳርግቲ ኣካላት ተዛቲዮም። ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያን ምክትል ኮሚሽነር ጀነራል መላኩ ፋንታ÷ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዝነኣድን ንዝበለፀ ስራሕ ዘለዓዕል ኢዩ – ፍልይቲ ልእኽቲ ጀርመን Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዝነኣድን ንዝበለፀ ስራሕ ዘለዓዕልን ፕሮጀክት ከምዝኾነ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፍልይቲ ልእኽቲ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ትግበራ ምምሕያሽ ክሌማዊ ለውጢ ጀርመን ጄኒፈር ሊ ሞርጋን ገሊፀን። እተን ፍልይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኬንያ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኬንያ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። ኣይተ ደመቀ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ኣብ ዝካድ መበል 43 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ካሜሩን ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5ሕምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ካሜሩን ሌጄዩን ምቤላ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ፅባሕ ምክያድ ቅድሚ ዝጅምር መበል 43 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተኻየደ ምዃኑ…
Uncategorized ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ሩሲያ ተሳቲፋ Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2023 ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ሩሲያ ምስታፋ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገሊፁ፡፡ እቲ ምርኢት ንግዲ ዘላቒ ፍርያትን መፍረያይነትን ከምኡ እውን ኣብ ስትራቴጂታት ምምሕያሽ ዘተኮረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ብፍላይ ንከተማታትን ኣፍረይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ገባሪ ሰናይ ትእምት ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዝውዕል 100 ሚልዮን ብር ኣበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገባሪ ሰናይ ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ (ትእምት) ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዝውዕል 100 ሚልዮን ብር ኣበርኪቱ። እቲ ሓገዝ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ተረኪቦምዎ። “ትካላት ትእምት ካብ…