ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ ሃረር ኣባል ሓድጊ ከተማታት ዓለም ኮይና Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ሃረር ካብ ከተማታት ትሕቲ ሰሃራ ፈላመይቲ ኣባል ትካል ሓድጊ ከተማታት ዓለም ብምዃን ተመዝጊባ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ኣብ ካናዳ ከተማ ኩቢክ ኣባል ዓለም ለኸ ሓድጊ ከተማታት ብምዃን ዝተመዝገበትሉ ክታም ኣንቢሮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ግልገል ግቤ 3 ብዘጋጠመ ፀገም ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣጋጢሙ Desta Jul 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ግልገል ግቤ 3 ብዘጋጠመ ፀገም ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ምቁራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዘጋጠመ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ናብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መልእኽቲ ከምዝገለፆ፥ እቲ ዘጋጠመ ፀገም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በጀት 2016 ክልል ኦሮሚያ ልዕሊ 221 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት 2016 ዓ.ም ክልል ኦሮሚያ ልዕሊ 221 ነጥቢ 517 ቢሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ። ጨፌ ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ኣዳማ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ስሩዕ ጉባኤ÷ ንበጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ዝቐረበ 221 ቢሊየን 517 ሚሊየን 956 ሺሕን 655 ብር በጀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሕደስ ሓይሊ ተካይዶ ልምዓት ጀርመን ክትሕግዝ ኢያ – ጄኒፈር ሊ ሞርጋን Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ስግኣት ክሌማዊ ለውጢ ንምምካትን ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ንምህናፅን ኣብ ዝሕደስ ሓይሊ ተካይዶ ልምዓት ጀርመን ሓገዝ ንምግባ ድልውቲ ከምዝኾነት ገሊፃ። ኣብ ቤት ዕዮ ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ፍልይቲ ልእኽቲ ትግበራ ዓለም ለኸ ክሌመማዊ ለውጢ ጄኒፈር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊትና ዝወሃቦ ወፍሪ ንምፍፃም ኣብ ዝሐሸ ድልዉነትን ቁመናን ይርከብ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ሰራዊት ምክልኻል ዝወሃቦ ወፍሪ ንምፍፃም ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ኣብ ዝሐሸ ድልዉነትን ቁመናን ከምዝርከብ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ እዚ ዝበሉ÷ “ካብ ዝኾነ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቢሮ እቶት ኣቢስ ኣበባ 107 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ Desta Jul 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ እቶት ኣቢስ ኣበባ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 107 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። እቲ እቶት ብቢሮ እቶት፣ ትካላትን ክፍለ ከተማታትን ዝተኣከበ ከምዝኾነ ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣደም ኑሪ ተዛሪቦም። ብሲሳይ ዱላን ፍቅርተ ከበደን…
Uncategorized ዘላቒ ቶታት ልምዓት ንምዕዋት ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዝገብሮ ፃዕሪ ብዕፅፊ ንኽውስኽ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ቶታት ልምዓት ንምዕዋት ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዝገብሮ ፃዕሪ ብዕፅፊ ንኽውስኽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ሓቲቱ። ክሌማዊ ለውጢን ፅዕንቶ ለበዳ ኮቪድ 19ን፣ ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ዩክሬንን ዝቐፀለ ጎንፂ ከምኡ እውን ዝተዛበዐ ኣረኣእያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ዘኽእል 361 ሺሕን 415 ሄክታር መሬት ተዳሊዩ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Jul 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ዘኽእል 361 ሺሕን 415 ሄክታር መሬት ተዳሊዩ ከምዘሎ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ፕሮፌሰር እያሱ ኤልያስ፥ እቶም ፈልስታት ንምትካል 9 ሺሕ 500 ናይ መትከሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ጋና ርክብ ኢትዮጵያን ጋናን ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ቆራፅ ከምዝኾኑ ኣረጋጊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጋና ናና ኣዶ ዳንኩዋ ኣኩፎ ኣዶ ርክብ ኢትዮጵያን ጋናን ብዝበለፀ ንምድንፋዕን ንምጥንኻርን ቆራፅን ድሉውን ከምዝኾኑ ኣረጋጊፆም። ፍሉይ ልኡኽን በዓል ምሉእ ስልጣንን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጋና ብምዃን ዝተሾሙ ኣምባሳደር ተፈሪ ፍቅሬ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተረባሕነት ዕድል ኣጎዋ ኢትዮጵያ ንኽሕደስ ማሕበር ኣልባሳት ኣሜሪካ ሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተረባሕነት ዕድል ኣጎዋ ኢትዮጵያ ንኽሕደስ ማሕበር ኣልባሳት ኣሜሪካ ሓቲቱ። እቲ ማሕበር÷ ዕቤት ኣፍሪካ ንምቅልጣፍ ዝተፈቐደ ዕድል ተረባሕነት “ኣጎዋ” ብውሕዱ ንዝቕፅሉ ዓሰርተ ዓማውቲ ክናዋሕ ሓቲቱ፡፡ ንዓሰርተ ዓመትን ልዕሊኡን ዝናዋሕ…