ቢዝነስ ን9 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ትልሚ ተታሒዙ- ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) Desta Aug 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2016 ክሳብ 2018 ኣብ ዝትግበር ካልኣይ ምዕራፍ ትልሚ ማእኸላይ እዋን ን9 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ትልሚ ከምዝተትሓዘ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን። ገምጋም ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ምዕራፍ ትልሚ ማእኸላይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባ ገዳታት በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ንክልል ትግራይ 10 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባ ገዳታትን ወከልቲ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ንክልል ትግራይ 10 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። በዓል ኣሸንዳ ኣብ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ትግራይ ብድምቀት እናተኸበረ እንትኸውን÷ ኣብ ከተማ መቐለ እውን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕብረት ኣፍሪካ ንኒጀር ካብ ኣባልነት ተሳትፎ ኣጊዱዋ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 26 ሓምለ 2023 ዝተኻየደ ዕልዋ መንግስቲ ስዒቡ ንኒጀር ኣብ ኩሎም ምንቅስቃሳት እቲ ሕብረት ከይትሳተፍ ምእጋዱ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት ሎሚ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ መራሕቲ እቲ ዕልዋ መንግስቲ ብመረፃ ስልጣን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣንበጣ ኣብ ዝተረኣየሎም ከባቢታት ብኣውሮፕላን ነፀጋ ኬሚካል ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕስለ ኣንበጣ በረኻ ኣብ ዝተረኣየሎም ከባቢታት ካብ ብቕድሚ ትማሊ ጀሚሩ ብኣውሮፕላን ዝተሓገዘ ነፀጋ ኬሚካል ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር መራሒ ፈፃሚ ስራሕ ሓለዋ እፅዋት በላይነህ ንጉሴ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ጥዕና ረብሓታት ምስታይ ማይ Desta Aug 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ እኹል ሰብ ኣብ መዓልቲ ካብ 1 ነጥቢ 5 ክሳብ 2 ሊትሮ ዝኸውን ፈሳሲ ክሰቲ ከምዘለዎ ብዙሓት መፅናዕቲታት ጥዕና የረጋግፁ። ምስታይ ፅሩይ ማይ ኣብ ውሽጢ ኣካላትና እኹል ዝኾነ ፈሳሲ ክህሊ ብምግባር ብብመለክዕ ምስትንፋስ፣ ረሃፅን …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሓለውቲ ዶብ ሱዒዲ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ሰባት ተፈፂሙ ዝተብሃለ መቕተልቲ ብቕርበት ይከታተሎ ከምዘሎ ገሊፁ Desta Aug 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሓለውቲ ዶብ ሱዒዲ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ሰባት ተፈፂሙ ዝተብሃለ መቕተልቲ ብቕርበት ይከታተሎ ከምዘሎ ገሊፁ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ኣድሂቡ ዝወፅአ ፀብፃብ ሂዩማን ራይትስ ዋች መፅራይ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብሪታኒያ ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ኣብ ምቅላስ ሓገዝ ንኽትገብር ኢራቕ ሓቲታ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታኒያ ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ኣብ ምቅላስ ሓገዝ ንኽትገብር ኢራቕ ሓቲታ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኢራቕ መሓመድ ሺዓ ኣል-ሱዳኒ÷ ንሚኒስትር ድሕንነት ብሪታንያ ቶም ቱገንድሃትን ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገምጋም ኣፈፃፅማ ማእኸላይ እዋን ትልሚ 10 ዓመት ኣንፈታት ብምቕማጥ ተዛዚሙ Desta Aug 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንክልተ መዓልታት ክካየድ ዝፀንሐ ገምጋም ኣፈፃፅማ ማእኸላይ እዋን ትልሚ 10 ዓመት ኣንፈታተ ብምሃብ ዛዚመምዎ። እቲ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ዝካየድ ዝነበረ መድረኽ ገምጋም፥ ትልሚ ማእኸላይ ካልኣይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ኣሰራርሓ ኢ-ትኬቲንግ ንምጅማር ምድላው ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ዘበናዊ ኣሰራርሓ ግልጋሎት ኣቆራርፃ ትኬት (ኢ-ትኬቲንግ) ንምጅማር ምድላው ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣይተ ባርኦ ሃሰን÷ ኣብ ትካላት መናሃርያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ በዓል ኣሸንዳ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ Desta Aug 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኣሸንዳን ማሪያን “ኣሸንዳ ንሰላም፣ ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ባህላዊን ሃይማኖታዊን ክብሪታቱ ብዝሓለወ መልክዑ ኣዋልድ ብናፅነት…