ስፓርት ኢትዮጵያ ትካፈለሎም 2 ውድድራት ፍፃመ ሎሚ ምሸት ካከየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት እናተኻየደ ዝርከብ መበል 19 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ትካፈለሎም ክልተ ውድድራት ፍፃመ ሎሚ ምሸት ካከየዱ ኢዮም። ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ተባዕትዮ 3 ሺሕ ሜትሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ምስ ዋና ሓላፊ ፋይናንስ ሬይመንድ ላይፍ ስታይል ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜን ምክትል ኮሚሽነር ዳንኤል ተሬሳን ምስ ዋና ሓላፊ ፋይናንስን ኣመራርሓን ኣሓት ኩባኒያ ኣፍራዪ ዓለባ ሲልቨር ስፓርክ ዝኾነ ሬይመንድ ላይፍ ስታይል ተዛቲዮም። እተን ኮሚሽነር ኣብቲ እዋን ዘተ÷ እቲ ኩባንያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ጎሮ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ምዕራብ ሸዋ ወረዳ ጎሮ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ካብ ወልቂጤ ናብ ኣዲስ ኣበባ እናተጓዓዘት ዝነበረት ናይ ደረቐ ፅዕነት ተሽከርካሪት ምስ ንእሽተይ መመላለሲት ህዝቢ ተሸከርካሪት ብምግጫዋ ዘጋጠመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኣሸንዳ ምልክት ናፃነትን ተምሳሌት ማዕርነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ኢዩ – ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ Desta Aug 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸንዳ፣ ማርያን ዓይኒ ዋሪን ምልክት ናፃነትን ተምሳሌት ማዕርነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ከምዝኾኑ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣፍሊጡ። ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር መግለፂ ሂቡ። እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ኣበ ዝሃቦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ልዕሊ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይረን Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፤ 15 ነሓሰ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ንደቂ ኣንስትዮ ኣብ ክልል ትግራይ ኣጋጢሙ ብዝነበረ ጎንፂ ምኽንያት ጉድኣት ንዝበፅሐን ደቂ ኣንስትዮ ዝውዕል ልዕሊ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይረን። እቲ ሓገዝ÷ ሓላፊ ጨንፈርቤት ፅሕፈት ፓርቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ኣሜሪካ ፕሬዚዳንታዊ ክትዕ ሪፐብሊካን ፓርቲ ከምዘይሳተፉ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ኣሜሪካ ፕሬዚዳንታዊ ክትዕ ሪፐብሊካን ፓርቲ ከምዘይሳተፉ ገሊፆም። መንበረ ስልጣኖም ንጆ ባይደን ብምርካብ ካብ ፃዕዳ ቤተ ምንግስቲ ድሕሪ ምስንባቶም÷ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት እናተወንጀሉ ዝፀንሑ ወዲ 77…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ምብራቕ ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ጅግጅጋ ብሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንዝተጎድኡ ዝውዕል 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምብራቕ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ጅግጅጋ ሓዱሽ ታይዋን ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ሃፍቲ ንብረቶም ዝዓነዎም ተጎዳእቲ ዝውዕል 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ሌተናል ጄኔራል መሓመድ ተሰማ ኣብ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፈልፈሊ ሓይሊ ደረቕ ርስሓት ረጲ ብሙሉእ ዓቕሙ ናብ ስራሕ ክምለስ ኢዩ Desta Aug 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መፈልፈሊ ሓይሊ ደረቕ ርስሓት ረጲ ብሙሉእ ዓቕሙ ናብ ምፍልፋል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክምለስ ኢዩ። ኣካያዲ ስራሕ እቲ መፈልፈሊ ሓይሊ ብሩክ ኤባ፥ እቲ መፈልፈሊ ሓይሊ ኣብ ተርባይን ብዘጋጠሞ ፀገም ካብ ወርሒ ጥሪ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ንሓደ ዓመትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሲዳማ ምስ ግዕዙይ ኣሰራርሓ ብዝተዛመደ 25 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Aug 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ኣብ ዝሓለፉ 10 መዓልታት ኣብ ዝተሳለጠ ገምጋም ምስ ግዕዙይ ኣሰራርሓን ስርቂን ብዝተዛመደ 25 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። ብተወሳኺ 10 ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ካብ ሓላፍነቶም ከምዝተልዓሉ ተገሊፁ። ኣብቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገምጋም ኣፈፃፅማ ማእኸላይ እዋን ትልሚ 10 ዓመት ይካየድ ኣሎ Desta Aug 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ማእኸላይ እዋን ትልሚ 10 ዓመት ይካየድ ከምዘሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ሒሳቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብቲ መድረኽ ትልሚ ማእኸላት ካልኣይ…