Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2023

ሃገራዊት ጋንታ ስፔን ፅዋዕ ዓለም 2023 ደቂ ኣንስትዮ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍፃመ ፀወታ ደቂ ኣንስትዮ ፅዋዕ ዓለም 2023 ስፔን ንእንግሊዝ 1 ን 0 ብምስዓር ንፈለማ እዋን ተዓዋቲት ኮይና። ኣምበል እታ ሃገራዊት ጋንታ ኦልጋ ካርሞና ኣብ መበል 29 ደቒቕ ብዘመዝገበታ ሸቶ ስፔን ክትዕወት ክኢላ። ሓላዊት ልዳት…

ሩሲያ ሰብ መዚ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 54 ዜጋታት ብሪታንያ ማዕቐብ ኣንቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ 54 ብሪታንያውያን ሰብ መዚ፣ ጋዜጠኛታትን ተወከልቲ መኽበርቲ ሕጊን ማዕቐብ ከምዘንበረት ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ ብሪታኒያ ኣብ ፀረ- ሩሲያ ኣካይዳኣ ኣብ ልዕሊ ሩሲያውያን ዘይተገበአ ማዕቐብ…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተወዳደርቲ ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር ፍፃመ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተወዳደርቲ ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ምሸት ሰዓት 1፡25 ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ውድድር÷ ኣትሌታት በሪሁ ኣረጋዊ፣ ሰለሞን ባረጋን ይስማው ድሉን ትፅቢት ይግበረሎም፡፡ ብካሊእ መዳይ ምሸት ሰዓት…

ሽፋን ደኒ ኢትዮጵያ 17 ሚኢታዊ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2021 ካብ ሳተላይት ዝተወሰዱ ሓበሬታታት መሰረት ብምግባር ኣብ ዝተሳለጠ ስራሕ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ሽፋን ደኒ 17 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ደኒ ኢትዮጵያ ብኣርባዕተ ባዮም ማለት እውን…

ደቂ ኢትዮጵያ ዳግም ሰንደቐ ዕላማና ሓፍ ኣቢለን – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሐሴ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኩሉ ግዘ ኩርዓት ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያ ዳግም ሰንደቐ ዕላማና ሓፍ ኣቢለን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ትማሊ ኣብ ቡዳፔስት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ ጉያ 10 ሺሕ ሜትሮ…

ኢትዮጵያ ካብ ቀዳማይ ካሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብዝሓዛ ኣትሌታት ደቂ ኣኒስቲዮ መዳሊያ ወርቂ፣ ብሩርን ነሓስን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቡዳፔስት ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 19 ውድድር ሻምፒዮን ኣትሌቲክስ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣነስቲዮ መዳሊያ ወርቂ፣ ብሩርን ነሓስን ረኺባ። ኣብቲ ውድድር ጉዳፍ ፀጋይ ቀዳመይቲ፣ ለተሰንበት ግደይ ካልአይቲ፣…

ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ክልል ኣምሓራ ንምርግጋፅ ሰላም ኣብ ቀፃሊ ክውሰድ ዝግበኦ ስጉምቲታት ብዝምልከት ኣንፈታት ኣቐሚጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ክልል ኣምሓራ ንምርግጋፅ ሰላም ኣብ ቀፃሊ ክውሰድ ዝግበኦ ስጉምቲታት ብዝምልከት ኣንፈታት ኣቐሚጡ። እዚ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፥ ናብ ስራሕ ካብ ዝኣቱ ጀሚሩ ነዝሓለፉ 13 መዓልታት ዝፈፀሞም ተግባራት…

ሎሚ ምሸት ኣብ ዝካየድ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝበለፀ ውፅኢት ንከመዝግባ ትፅቢት ይግበር

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ምሸት ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣብ ዝካየድ መበል 19  ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝበለፀ ውፅኢት ንከመዝግባ ትፅቢት ይግበር። ኣብቲ ውድድር፥ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ፣  ጉዳፍ ፀጋይ፣…

መቄዶንያ ብ130 ሚሊየን ብር ኣብ ከተማ መቱ ከተማ ማእኸል ክሃንፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ገባሪ ሰናይ ክንክን ሕሙማት ኣእምሮን ኣረጋውያንን መቄዶንያ ብ130 ሚሊየን ብር ኣብ ከተማ መቱ ከተማ ማእኸል ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ኣንቢሩ። ዳይሬክተር ጉዳያት ትካል ገበሪ ሰናይ እቲ ክልል ኣይተ ማህተመ በቃሉ፥ ኣብ ከተማ መቱ ኣብ…

ትካል እታዎታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ንትግራይ  ጣፍ፣ ሽኮር፣ ዘይቲን ካልኦት እታዎታትን የቕርብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል እታዎታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ንክልል ትግራይ ዝኾኑ እታዎታት ኢንዱስትሪን ሃለቕቲ ናውቲታትን ብተመጣጣኒ ዋጋ የቕርብ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ኣብቲ ክልል ንዝርከቡ ቅርንጫፋት ብሙሉኦም ስራሕ ንክጅምሩ ምግባሩ ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ…