ቢዝነስ ልዕሊ 22 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Aug 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 22 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ኣብ ቅንጫፍ ቤት ፅሕፈት ጉምሩክ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቶም ዝተትሓዙ ናውቲታት፥ 112 ነጥቢ 8 ኪሎ ግራም ዘምዘን ብሩር፣ መድሓኒት፣ መለዋወጢ ኣቑሑት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ፅቡቕ ኩነታትበ ይርከብ – መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ… Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ፅቡቕ ኩነታትበ ከምዝርከብ መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ከምዘረጋገፀ ኣፍሊጡ። መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕገ-መንግስቲ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ኢትዮጵያ ብዝብል ንዝተወደበ ክልል ዝተሰናደአ ሕገ-መንግስቲ ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ። ነባር ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ ብሓዱሽ ማእኸላይ ኢትዮጵያ ብዝብል ንምውዳብ ዝተፀውዐ 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ህፁፅ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ሼክ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ተዛቲዮም። ካብቶም መራሕቲ ብተወሳኺ ጉጅለ ልኡኻቶም ኣብቲ እዋን ዘተ ተረኺቦም። እቶም መራሕቲ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሕቡራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ምዕራፍ 14 ፅባሕ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ፍፃመ ድምፃውያን ፋና ላምሮት ምዕራፍ 14 ፅባሕ ክካየድ ኢዩ። ካብ መወዳእታ 2011 ዓ.ም ጀሚሩ መድረኽ ዝሰኣኑ ድምፃውያንን መድረኽ ንኽረኽቡ ዘኽእል ፋና ላምሮት በቢእኑ ሓደሽቲ ነገራት እናርአየ ይርከብ። ፋና ላምሮት ኣብ ውሽጢ ሓደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካ ኣብ ክሌማዊ ለውጢ እትገብሮ ስራሕ ሃገራት ክድግፋ ይግባእ-ሱልጣን ቢን ኣሕመድ ኣል ጃቢር Desta Aug 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ክሌማዊ ለውጢ እትገብሮ ስራሕ ዝማዕበላ ሃገራት ብፋይናንስ ክድግፋ ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ኮፕ-28ን ሚኒስትር ኢንዱስትሪን ዝማዕበለ ቴክኖሎጂን ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ ሱልጣን ቢን ኣሕመድ ኣል ጃቢር ገሊፆም። ኣብ መበል 19 ስሩዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረቂቕ ሕገ መንግስቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ፀዲቑ Desta Aug 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቂቕ ሕገ መንግስቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣባላት እቲ ጉባኤ ምስረታ ፀዲቑ። ሎሚ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንፅ ኣብ ዝተሳለጠ ጎባኤ ኮሚሽን ኣፅዳቒ ሕገ መንግስቲ እቲ ክልል ዝቐረበ ረቂቕ ሕገ መንግስቲ ብ10 ተቓውሞ፣ ክልተ ድምፀ ተኣቅቦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ደብረ ታቦር (ቡሄ) ርችት ምትኳ ዝተኸልከለ ምዃኑ ፖሊስ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ደብረ ታቦር (ቡሄ) ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝሳለጥ ስነ-ስርዓት ምብራህ ሽግ ርችት ምትኳ ዝተኸልከለ ምዃኑ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ ፖሊስ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ÷ ዘላቕነት ሰላም እታ ከተማ ንምርግጋፅ ምስ ካልኦት…
ስፓርት ሓጋዚት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ንምዕባለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘበርከትኡ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ተዋሂቡወን Desta Aug 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓጋዚት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ንምዕባለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘበርከትኡ ኣስተዋፅኦ ሽልማት ”ፕላክ ኦፍ ሜሪት”ን ኣፍልጦን ተዋሂቡወን። እተን ሓጋዚት ኮሚሽነር ኣብ ዓውዲ ኣትሌቲክስ ሽም ኢትዮጵያ ብዓለም ዘፀወዓ ዝነኣዳ ኣትሌት አንትኾና፥ ኣብዚ ሐዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ሼክ መሀመድ ቢን ዛይድ አል ናህያን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ እንትኣትዉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ቀዳማይ…