ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብዕሊ ስርሑ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብዕሊ ስርሑ ጀሚሩ። እቲ ቦርድ ሎሚ ምስ ላዕለዋይ እዚ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተዛተየ እንትኸውን÷ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ድማ ብኣካል ምልከታ ከምዝገብር ገሊፁ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ላዕለዋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካ ፅንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምክልኻል ኣብቲ ዓውዲ ዘሎ ኢንቨስትመንት ምድንፋዕ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣፍሪካ ፅንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምክልኻል ትገብሮ ፃዕሪ ውፅኢታዊ ንኽኸውን ኣብቲ ዓውዲ ዘሎ ኢንቨስትመንት ምድንፋዕ ከምዝግባእ ሕብረት ኣፍሪካ ገሊፁ። ኮሚሽነር ሕርሻ፣ ልምዓት ገፀር፣ ብሉ ኢኮኖሚን ዘላቒ ልምዓት እቲ ሕብረት ኣምባሳደር ጆሴፋ ሳኮ÷ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ንምስፍሕፋሕ ብዕቱብ እናተሰርሐ ይርከብ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ንምስፍሕፋሕ ብዕቱብ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን በርኦ ሓሰን÷ ኣብ ከተማ ገላን ሓፂነ መፂንን ኢንጂነሪንግን ኮምፕሌክስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ተፈሪ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ሽኮር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብሪታኒያ ተፈሪ መለሰ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ሽኮር ጆስ ኦራይቭ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ተፈሪ ኣብ ዘተኦም÷ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ከይዲ ለውጢ ዝምልከት ገለፃ ገይሮም። ብፍላይ ፋብሪካታት ሽኮር ሓዊሱ ኣብ ኢድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝኾነ ይኹን ሕቶ ምላሽ ዝረክብ ብናዕቢን ክውከትን ዘይኮነስ ንሰላም ቅድሚት ብመሃብ ኢዩ – ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹን ሕቶ ምላሽ ዝረክብ ብናዕቢን ክውከትን ዘይኮነስ ንሰላም ቅድሚት ብመሃብ ኢዩ ክብሉ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪ ክላስተር ጉዳያት ምምሕዳር ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር) ኣብ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሙስጠፌ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ብላዕለዋይ ኣማኻሪ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ማርክ ጎርዶን ምስ ዝተመሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም፡፡ ውይይቱ በክልሉ የምግብ እርዳታ አቅርቦት ፕሮጀክትን ለማሻሻልና መልሶ ለማስጀመር ያለመ መሆኑ ተገልጿል እቲ…
ቢዝነስ ሳፋሪኮም ግልጋሎት ሞባይል መተሓላለፊ ገንዘብ ‘ኤም-ፔሳ’ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ከጀምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ካብ ኣፍሪካ ዝዓበየ ግልጋሎት ሞባይል መተሓላለፊ ገንዘብ 'ኤም-ፔሳ' ድሕሪ ሰለስተ ኣዋርሕ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ኣብ ግልጋሎት ከምዘውዕል ገሊፁ። እቲ ግልጋሎት ንስለስተ ኣዋርሕ ብፈተነ ዝፀንሐ፣ ቴክኒካል ድልዉነቱ ዝዛዘመ፣ ምስ ባንኪታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኣሸንዳ ካብ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብርታቱ ብተወሳኺ ሓድነትና እነጠናኽረሉን ቁጠባዊ ዓቕሚ እንፈጥረሉን ኢዩ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኣሸንዳ እንዘኹዕ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ትውፊት ጥራሕ ዘይኮነስ ሓድነት ዝጠናኽረሉን ዓብይ ቁጠባዊ ዓቕሚ ዝፍጠረሉን ክኸውን ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር እዚ…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ኣብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ንፍፃመ በፂሓ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ንመሰናድኢት እቲ ውድድር ኣውስትራሊያ 3 ን 1 ብብዝኾነ ውፅኢት ምስዓር ንፍፃመ በፂሓ። እንግሊዝ ንኽትዕወት ኤላ ቶኒ፣ ላውረን ሄምፕን ኣሌሲያ ሩሶን ሸቶታት እንተመዝግባ÷ ብሕታዊት…
ዝንቕ ፋና ሓንቲ ላሕሚ ብሓደ ግዘ 3 ምራኹት ወሊዳ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ኣርሲ ወረዳ ሸነን ኮሉ ሓንቲ ላሕሚ ብሓደ ግዘ ሰለስተ ምራኹት ከምዝወለደት ተገሊፁ። ወናኒት እታ ላሕሚ ወይዘሮ ኣሻ ኣሊይ÷ እታ ላሕሚ ቅድሚ ሕዚ ኣብ ሓሰ ግዘ ክልተ ምራኹት ወሊዳ ከምዝነበረት ኣዘኻኺረን፡፡ ኣብዚ ሕዚ…