Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2023

ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትንን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእለን ዛዕባታት ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚልን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ  ኣዳነች ኣቤቤን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእለን ዛዕባታት ዘቲየን። ክልቲአን ሓለፍቲ ስራሕ ኣብተግባራት ክእለት ዝመርሖ ዕድል ስራሕ ምቹእ ኩነታት ንምፍጣር ብሓባር ምስራሕ…

ዩንቨርስታት መቐለን ራያን ናብ ስሩዕ ስረሐን ይምለሳ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝነበረ ኲናት ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር ኣቋሪፀን ዝነበራ ዩንቨርስታት መቐለን ራያን ናብ ስሩዕ ስረሐን ይምለሳ ከምዘለዋ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ክሳብ ሐዚ ዩንቨርስቲ መቐለ 2 ሺሕ፣ ዩንቨርስቲ ራያ ድማ 760 ትምህርቶም ኣቋሪፆም…

ፋብሪካታት ሽኮር ብፀገም እታወታትን ካልኦት ፀገማትን ትፅቢት ዝግበረሎም ኣየፍረዩን ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መብዛሕተኦም ፋብሪካታት ሽኮር ብሕፅረት ቀረብ እታወታትን ኣብ ዝተወሰኑ ፋብሪካታት ድማ ብዝነበረ ፀገም ፀፅታን ትፅቢት ዝግበረሎም ፍርያት ከምፍርዩ ከምዘይከኣሉ ግሩፕ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብዚ ብተወሳኺ ስራሕቲ ብዝተቐመጠሎም መለክዒ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፃሓፊ ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፃሓፊ ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ሙሃመድ ቢን ኣብደል ከሪም ኣል ኢሳ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ምክእኣል ሃይማኖት፣ ኣብ ሰላምን ካልኦት ጉዳያትን ትኹረት ምግባሮም…

ትራንስፖርት ምድሪ ደሴ-ኮምቦልቻ-ከሚሴ-ደብረብርሃን-ኣዲስ ኣበባ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግዚኡ ተቛሪፁ ዝነበረ መስመር ትራንስፖርት ምድሪ ደሴ-ኮምቦልቻ-ከሚሴ-ደብረብርሃን-ኣዲስ ኣበባ ግልጋሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ተገሊፁ። ኣብ ሓደ ሓደ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ኣጋጢሙ ብዝነበረ ዘይምርግጋዕ ኣብቶም ዝተፀርሑ ከባቢታት ብዝተወሰነ መልክዑ…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንዘላቒ ሓለዋ ማይ ብዘለዎ ረብሓ ሃገራት ከም መርኣያ ክወስደኦ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንዘላቒ ሓለዋ ማይ ብዘለዎ ረብሓ ሃገራት ከም መርኣያ ወሲደን ክትግብርኦ ከምዝግባእ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ከምዝገለፁዎ÷ ካብ 2011 ዓ.ም ጀሚሩ…

ለኣኽቲ ቡን፣ ሻሂን ቅመማ ቕመምን ተዋዲዶም ክሰርሑ ይግባእ – ሚኒስቴር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቡን፣ ሻሂን ቅመማ ቕመምን ናብ ወፃኢ ኣብ ምልኣኽ ዝተዋፈሩ ኣካላት ተዋዲዶም ክሰርሑ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣገንዚቡ። ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ምን ኣተገባብራ ትልሚ በጀት ዓመት 2016ን በዓል መዚ ቡንንነ ሻሂን ኢትዮጵያ÷ ኣብ ቤት…

ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ምክልኻል እኹል ወታደራዊ ፍርያታት ንምፍራይ ይሰርሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኣድላዪ ዕጥቂ ተዓጢቑ ሃገሩ ንኽሕሉ ወታደራዊ ፍርያታት ብእኹል መጠን ንምፍራይ እናርሐ ምዃኑ ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ምክልኻል ኣፍሊጡ። እቲ ኮርፖሬሽን÷ ኣብ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ምን ኣተገባብራ ትልሚ…

ኣል ሂላል ንኔይማር ንምፍራም ምስ ፔ ኤስ ጂ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ስዑዲ ዓረብ ዝኾነ ኣል ሂላል ንኔይማር ንምፍራም ምስ ጋንታ ፈረንሳይ ዝኾነ ፓሪሴንት ዥርመን (ፔ ኤስ ጂ) ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ። ኣመራርሓ ክልቲኦም ጋንታታት ኔይማር ንምዝውዋር ብዝገበርዎ ስምምዕ፥ ፒ ኤስ ጂ ካብቲ ዝውውር 86 ሚሊየን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፈላማይ ህፁፅ ኣኼብኡ የሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፈላማይ ህፁፅ ኣኼብኡ የሳለጥ ኣሎ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ህፁፅ ኣኼባ፥ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት 28 ሓምለ 2015 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ መበል 23 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝደንገጎ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዘተ ከምዝገብር ተገሊፁ።