Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2023

ዩኒሴፍ ኣብ ትግራይ ካብ 9 ነሓሰ ጀሚሩ ንዝወሃብ ክታበት ንምዕዋት ልዕሊ 45 ሚልየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ቫይረስ ኮሮናን መንሽሮ (ካንሰር) ኣፍደገ ማህፀን ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ወፍሪ "ንከተብ" ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ  ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብሪሁ። ምክትል ሓላፊ እቲ…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤራ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ሃማድ ኣል ዶሳሪ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ሓበራዊ ዛዕባ ክልቲአን ሃገራት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ኣብ ኤምባሲ ኳታር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ከልቲኣዊ…

መበል 19 ስሩዕ ጉባኤ ሚኒስትራት ሓለዋ ከባቢ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 19 ስሩዕ ጉባኤ ሚኒስትራት ሓለዋ ከባቢ ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ÷ "ከባቢያዊ ፀገማት ኣፍሪካ ንምፍታሕ ዕድላት ምጥቃም፣ ምትሕብባር ምድንፋዕ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ኣብ መኽፈቲ እቲ…

ምልክታት ዋሕዲ ደም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋሕዲ ደም እኹል ሴል ደም እንትሰኣን ዘጋጥም ዕንቅፋት ጥዕና ኢዩ። ዋሕዲ ደም ዝበሃል እውን÷ መጠን ሂሞግሎቢን ንደቂ ተባዕትዮ ትሕቲ 13 ነጥቢ 5 ግራም/ደሊ ከምኡ እውን ንደቂ ኣንስትዮ ድማ ትሕቲ 12 ግራም/ደሊ ኮይኑ እንትርከብ ምዃኑ ሰብ ሞያ…

ብስራሕቲ ህፁፅ ምክልኻል ግዕዝይና ልዕሊ 4 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብስራሕቲ ህፁፅ ምክልኻል ግዕዝይና ልዕሊ 4 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ኣፍሊጡ፡፡ በዓል ሞያ ርክብህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ በለጠ ብርሃኑ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብቲ…

ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝሳተፉ ኣትሌታት ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዝውክሉ ኣትሌታት ምፍናው ተገይሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው÷ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን…

ምክትል ፕሬዚዳንት ታይዋን ናብ ኣሜሪካ ምኻዶም ንቻይና ኣቖጢዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ታይዋን ዊሊያም ሌይ ናብ ኣሜሪካ ኒውዮርክ ምእታዎም ንቻይና ከምዘቖጠዐ ተገሊፁ። የታይዋን ምክትል ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሌይ አሜሪካ ኒውዮርክ መግባት ቻይናን ክፉኛ ማስቆጣቱ ተሰምቷል፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ነቲ ጉዳይ…

ብሓደጋ ትራፊክ 3 ኣባላት ሓደ ስድራ ቤት ሓዊሱ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሚሌ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሰለስተ ኣባላት ሓደ ስድራ ቤት ሓዊሱ ህይወት ሸዱሽተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ካብ ከተማ ሚሌ 14 ሰባት ኣሳፊራ ናብ ከተማ ሰመራ እናተጓዓዘት ዝነበረት ማእኸለወይቲ መመላለሲት ህዝቢ ተሸከርካሪት…

ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ብፕሬዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ዝምራሕ ሓይሊ ዕማም ብምጥያሽ ስራሕ ከምዝጀመረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ብርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ዝምራሕ ሓይሊ ዕማም ብምጥያሽ ስራሕ ከምዝጀመረ ተገሊፁ። ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ÷…

ኩለመዳይ ግልጋሎት ጥዕና ንምምሕያሽ እናተሳለጡ ዝርከቡ ተግባራት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም – ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለመዳይ ግልጋሎት ጥዕና እታ ሃገር ንምምሕያሽ እናተሳለጡ ዝርከቡ ተግባራት ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝህነፅ ማእኸል ባዮ ባንክን መፍረዪ መረጋገፂ ፅሬት ናሙና ላቦራቶሪን ሎሚ…