መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብመተዓዳደጊ ገንዘብ ሃገራት ኣፍሪካ ብመሸጣ ትኬት ዝረኸቦ ኣታዊ ብሸርፊ ወፃኢ ንምእካብ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብመተዓዳደጊ ገንዘብ ዝተፈላለያ ሃገራ ኣፍሪካ ብመሸጣ ትኬት ዝረኸቦ ኣታዊ ብዶላር፣ ፓውንድን ዩሮን ንምእካብ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር መስፍን ጣሰው÷ መገዲ ኣየራት ብዝኣተወኦ ውዕሊ መሰረት…