ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ብልዕሊ 2 ቢሊየን ብር ህንፀት መሰረተ ልምዓታት ክሳለጥ ኢዩ Desta Aug 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ 2016 ዓ/ም ሓደሽቲ ክህነፁ ንዝተነፀሩን ብሰንኪ ኲናት ህንፀቶም ጠጠው ዝበሉን መሰረተ ልምዓታት ንምዝዛም ካብ ውሽጢ ኣታዊ፣ ስሩዕ ባጀትን ካብ ልምዓት ባንክን ልዕሊ 2 ቢልየን ብር ባጀት ከም ዝተመደበሉ ግዚያዊ ምምሕዳር እታ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ዘጋጠመን ከባቢታት ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ብኣውሮፕላን ነፀጋ ኬሚካል ክጅመር ኢዩ Desta Aug 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ዘጋጠመን ከባቢታት ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ብኣውሮፕላን ነፀጋ ኬሚካል ከምዝጅመር ሚኒስትር ሕርሻ ኣፍሊጡ። እቲ ዕስለ ኣንበጣ ክሳብ ሐዚ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋርን 12 ሺሕን 653 ሄክታር መሬት ከምዝወረረ ብዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል መሰልጠኒ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ብላቴ ምስ ሓረስቶት ብምውዳድ ስራሕቲ ግብርና የካይድ ኣሎ Desta Aug 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ብላቴ ምስ ሓረስቶት ብምውዳድ ስራሕቲ ግብርና የካይድ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብቲ ማእኸል፥ ንዕዳጋ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዝቐርቡ ፍራምረ ይለምዑ ከምዘሎዉ ተሓቢሩ። እቲ ስራሕቲ ግብርና ንብዙሓት መናእሰይ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ ኣብ ከተማ ሃረር ወለንታዊ ክረምታዊ ስራሕ ኣጀሚሮም Desta Aug 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ ኣብ ከተማ ሃረር ወለንታዊ ክረምታዊ ስራሕ ኣጀሚሮም። ኣብቲ እዋን ናይ ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት መንበሪ ኣባይቲ ብምሕዳስ እቲ ስነ ስርዓት ከምዘጀመርዎ ተገሊፁ። መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተመረቑ ኮማንዶታት ክልተ ዕላማ ኣለዎም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Desta Aug 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ኣፀገምቲ ሕልኽላኻት ምሕላፍን ቀልጢፍካ ምብፃሕን ንዝሓቱ ልኡኻት ጠንካራ ስልጠና ብምውሳድ ዝተመረቑ ኮማንዶታት ክልተ ዕላማ ኣለዎም ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከም ክልል ኣብ ሓደጋ ተርእዮ ሕማም ኮሌራ ስለዘለና ሕብረተሰብ ልዑል ጥንቃቐ ክገብር ይግባእ – ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ Desta Aug 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሓደጋ ተርእዮ ሕማም ሸሮኽ ወይ ኮሌራ ብምህላዉ ሕብረተሰብ ልዑል ጥንቃቐ ክገብር ከምዝግባእ ቢሮ ጥዕና ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣተሓሳሲቡ። ኣብቲ ቢሮ ክኢላ ምእላይ ሓደጋታት ጥዕና ማሕበረሰብ ኣይተ ተስፋይ ተመስገን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ ወርሒ መስከረም መወዳእታ ጀሚሩ ክወሃብ ኢዩ Desta Aug 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ 29 መስከረም ክሳብ 2 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ክወሃብ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ገሊፆም። ብሰንኪ ኮቪድ 19ን ኣብ ትግራይ ዝነበረ ኲናትን ኣብ 2012 ዓ.ም ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይተገበአ ኣጠቀቓቕማ ህይወት ኣድሕን ምግቢታት ኣብ ግልጋሎት ጥዕና ፅዕንቶ የሕድር ኣሎ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 ኤፍ ቢ ሲ)ዘይተገበአ ኣጠቀቓቕማ ህይወት ኣድሕን ምግቢታት ኣብ ግልጋሎት ጥዕና ፅዕንቶ እናሕደረ ምዃኑ ሚኒስትር ጥዕናዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ሚኒስቴር ጥዕና ዘይምምጥጣን ምግቢ ግልጋሎት ጥዕና ናብ ስሩዕ ፕሮግራም ጥዕና ንምእታው ዘኽእሎ ስምምዕነት ምስ ኮሚሽን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሃገራት ከባቢ ኣማዞን ጨፍጫፍ ደኒ ጠጠው ንምባል ኣብ ዝፀውዐኦ ኣኼባ ክስማዕማዓ ኣይከኣላን Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸሞንተ ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካ ኣብ ብራዚል ብዘካየደኦ ኣኼባ ንኻደጋ ተቓላዒ ዝኾነ ደኒ ኣማዞን ካብ ጨፍጫፍ ንምክልኻል ኣብ ሓበራዊ ሸቶ ክሰማምዓ ከምዘይከኣላ ተገሊፁ። ኣባል ሃገራት ትካል ቃል ኪዳን ምትሕብባር ኣማዞን (ኤ ሲ ቲ ኦ) ድሕሪ ዓሰርተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓሙሽተ ከተማታት ክልል ትግራይ ፕሮግራም ሴፍቲኔት ክጅመር ኢዩ – ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ ፍርቂ ቢሊየን ብር ወፃኢ ን10 ኣዋርሕ ዝትግበር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ንምጅማር ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ጉዳያት ኮሙኒኬሽን እቲ ቢሮ ኣይተ ሰሎሞን…