ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ተጠርጠርቲ ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቁፅሪ 6/2015 ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Aug 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ተጠርጠርቲ ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቁፅሪ 6/2015 ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ኣብ ልዕሊ እቶም ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ ምርመራ ይግበረሎም ከምዘሎ ተገሊፁ። ክሳብ ሐዚ በቲ ጉዳይ ተጠርጢሮም ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ 23 ከምዘኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለምለኸ ምትሕብባርን ሩዋንዳ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለምለኸ ምትሕብባርን ሩዋንዳ ቪንሰንት ቢሩታን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገን ርክብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገም ፀፅታ ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ምንቅስቓስ ትካላት ናብ ንቡር ኩነታት ይምለስ ኣሎ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገም ፀፅታ ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ምንቅስቓስ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ናብ ዝነበሮ እናተመለሰ ምዃኑ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ኣብ ዝሃቡዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 34 በዓል ምስረታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 34 ፅምብል በዓል ምስረታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ይኽበር ኣሎ። እታ ማሕበር 6 ነሓሰ 1981 ዓ.ም ዝተመስረተት እንትትከውን÷ ሎሚ መዓልቲ መበገሲኡ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብምግባር ብምርኢት ካርኒቫል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ወራር ዕስለ ኣንበጣ በረኻ ብሓባር ንክከላኸላ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Aug 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢጋድ፥ ኣባል ሃገራት ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ወራር ዕስለ ኣንበጣ በረኻ ብሓባር ንክከላኸላን ክቆፃፀራን ኣተሓሳሲቡ። ጉባኤ ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኢጋድ 9 ነሓሰ 2023 ዓ.ም.ፈ ኣብ ናይሮቢ ኬኒያ ተሳሊጡ። ለውጢ ክሌማን ሕፅረት ምግቢ ውሕስናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ሪፐብሊክ ሩዋንዳ ዘቲዮም Desta Aug 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ሪፐብሊክ ሩዋንዳ ቪንሴንት ቢሩታን ዘቲዮም። እቲ ዘተ ቀፃሊ ዘሎ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኢትዮጵያ ነምጥንኻር ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። ስለዝኾነ ኢትዮጵያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ንዘሎ ሰፊሕ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ምክልኻል ዝተጠናኸረ ሓገዝ ንክገብር ተሓቲቱ Desta Aug 11, 2023 0 መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ንዘሎ ሰፊሕ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ምክልኻል ዝተጠናኸረ ሓገዝ ንክገብር ተሓቲቱ ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ዘሎ ምቁርራፅ ዝናብ ስዒቡ ዘጋጠመ ሙቐትን ካብ ጎረባብቲ ክልላት ብዝመፅእ ዕስለ ኣንበጣን ሰፊሕ ክስተት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናህሪ ዋጋ ንምህዳእ ዘኽእል ምምሕያሽ ፖሊሲ ገንዘብ ክግበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናህሪ ዋጋ ንምህዳእ ዘኽእል ምምሕያሽ ፖሊሲ ገንዘብ ንምግባር ከምዝወሰነ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱ÷ እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም፡፡ እቲ መመሓየሺ ፖሊሲ ገንዘብ÷ ካብ ቀረባ እዋን ንደሓር…
ቢዝነስ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 43 ሺሕ ቶን ቅመማቕመም ንማእኸላዊ ዕዳጋ ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 43 ሺሕን 141 ቶን ቅመማቕመም ናብ ማእኸላዊ ዕዳጋ ምቕራቡ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ቡን፣ ሻሂን ቅመማቕመምን እቲ ክልልን ሓላፊ ዘፈር ልምዓትን ሓለዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩዋንዳ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩዋንዳ ቪንሰት ብሩታ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ…