ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ክልተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፍለ ከተማ ቦሌ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ክልተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ትማሊ 10 ሕዳር 2016 ዓ.ም ኣማሲዩ ሰዓት 2:19 ሲኖትራክ ብዝበሃል ተሽከርካሪ ዘጋጠመ እንትኸውን፥ በቲ ሓደጋ ኣስታት 30 ዓመት ዘለዎም ክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንኣዋጅ መመሓየሺ ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንኣዋጅ መመሓየሺ ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 3ይ ዓመት 6ይ ስሩዕ ጉባኤ÷ ክልተ ኣዋጃት መርሚሩ ኣፅዲቑ፡፡ ንኣዋጅ ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ንምምሕያሽ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምስፍሕፋሕ መሰረተ ልምዓት ከተማታት ትግራይ ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምስፍሕፋሕ መሰረተ ልምዓት ከተማታት ክልል ትግራይ ዘድሃበ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ 100 ሚሊየን ዶላር ወታደራዊ ሓገዝ ንዩክሬን ከምትህብ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ 100 ሚሊየን ዶላር ዘውፅእ ወታደራዊ ሓገዝ ንዩክሬን ከምትህብ ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ምክልኻል ኣሜሪካ ሎይድ ኦስቲን ሃገሮም ንዩክሬን ትገብሮ ሓገዝ ቃል ብዝተኣተወ መሰረት ከምዝፍፀም መርግጋፆም ተሓቢሩ፡፡ ኣብ ውሽጢ እዚ ሓገዝ ጦር…
ቢዝነስ ልዕሊ 284 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 284 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። 224 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ኣታዊ ናውቲታት ኮንትሮባንድን 59 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ወፃኢን ብድምሩ 284 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ሂቡ Desta Nov 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። ናይቲ ምምሕዳር ኣፈፃሚ ኣካል ኣብ 2015 ዓ.ም ዓመታዊ ገምጋም ስራሕ ዝሓሸ ኣገልግሎት ንምሃብ ሪፎርም ምግባር ዘድሊዮም ትካላትን ኣወዳድባታትን ብምፍላይ ናይ…
ቴክኖሎጂ ብሞባይል ባንኪንግ ዝፍፀሙ ምጭብርባራትን መገዲታት ጥንቃቐን Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምህዳር ሳይበር ሒዙዎም ካብ ሞንጎ ዝመፅኡ ፅቡቓት ኣጋጣሚታት ሓደ በቢመዓልቱ ንገብሮም ዕድጊታት ክፍሊት ንምፍፃም ጥረ ገንዘብ ካብ ምጥቃም ብዲጂታል ስርዓት ክፍሊት ስርዓት ምፍፃም ምኽኣል ኢዩ፡፡ ይኹን እምበር ዲጂታል ኣማራፂታት ክፍሊት ቀለልቲን…
ቢዝነስ ኣብ 25 ከተማታት ገፀር ዝተጀመረ ፕሮጀክት ፍልፍል ሓይሊ ፀሓይ ኣብዚ ዓመት ክዛዘም ኢዩ Desta Nov 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 25 ከተማታት ገፀር ዝተጀመረ ፕሮጀክት ፍልፍል ሓይሊ ፀሓይ ኣብዚ ዓመት ክዛዘም ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ነተን ከተማታት ተረባሕቲ ንምግባር “ፕሮጀክት ሚኒ ግሪድ ሶላር” ብምቕራፅ ናብ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፀገማት ኣፍሪካ ብኣፍሪካዊያን መፍትሒ ንክረኽቡ ልዑል ፃዕሪ ገይራ ኢያ-ኣይተ ታገሰ ጫፎ Desta Nov 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፀገማት ኣፍሪካ ብኣፍሪካዊያን መፍትሒ ንክረኽቡ ልዑል ፃዕሪ ገይራ ኢያ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኣባላት ፓርላማ ፓን ኣፍሪካን ቀወምቲ ኮሚቴታትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓበራዊ ኣኼባ ኣሳሊጦም።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዩጋንዳ ሓለዋ ዘድልዮም ማያዊ ከባቢታት ብምፍላይ ብጋዜጣ አሐቲማ Desta Nov 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ዩጋንዳ ሓለዋ ከባቢ ብምድጋፍ ሓለዋ ዘድልዮም ማያዊ ከባቢታት ፈሊያ ብጋዜጣ አሐቲማ። እቲ ሕትመት ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዘጋጠም ክሌማዊ ለውጢ ንምቕናስ ከምዝሕግዝ ተገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ እታ ሃገር ባሪሬጋ…