ብኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ግድብ ሲየንግ ኣፕ ዑደት ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ግዝኣት ጄጁ ዋና ቤት ዕዮ ሪጂን ኮርፖሬሽን ገፀር ማሕበረሰብ ዑደት ገይሩ።
ዳይሬክተር ጄኔራል ዋና ቤት ዕዮ ሪጂን ኮርፖሬሽን ገፀር ማሕበረሰብ ዶንግ ቺኦልን…