ቱርኪ ኣብ ጉዳይ ፀሊም ባሕሪ ኢድ ኣእታውነት ኣሜሪካ ይኹን “ኔቶ” ከምዘይትደሊ ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪ ኣብ ጉዳይ ፀሊም ባሕሪ ኢድ ኣእታውነት ኣሜሪካ ይኹን ትካል ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ “ኔቶ” ከምዘይትደሊ ኣፍሊጣ።
ኣብ ጉዳይ ድሕንነት እቲ ዞባ ቱርኪ ባዕላ ከምትኣክል እውም ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ እታ ሃገር ኤጁመንት ታትሎውሎ ተዛሪቦም፡፡…