ኣብ ትካላት ጥዕና ዝርከቡ መፅንሒ ኣዴታት ሞት ኣዶታት ንምንካይ ግደኦም እናተዋፅኡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትካላት ጥዕና ዝርከቡ መፅንሒ ኣዴታት ሞት ኣዶታት ንምንካይ ግደኦም እናተዋፅኡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ብምኽንያት ወሊድ ዘጋጥም ሞት ኣዴታት ንምንካይ ነባር መፅንሒ ገዛውቲ ንምጥንኻርን ብተሳትፎ ሕብረተሰብ ሓደሽቲ ክፍሊታት ንምህናፅን ዝተፋላለዩ…