ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፍቕሪ ንደመረ ብይቕረ ይቕረ ንሳገር-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Nov 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል ሳልሳይ ዓመት ራብዓይ ዘበን ስሩዕ ኣኼብኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ የሳልጥ ኣሎ። ጎንፅታት ካብ ጉዕዞና ዘተዓናቕፉን መዕነውቲን ኢዮም ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ናትና ድልየት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከም ሃገር ሰበብ ካብ ዘምፅኡ ናብ ብምኽኒያት ዝግንሑ ሓሳባት ክንሰጋገር ኣለና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Nov 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል ሳልሳይ ዓመት ራብዓይ ዘበን ስሩዕ ኣኼብኡ ብምርካብ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ምላሽ ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብዛዕባ ሕቶታት ህዝቢ ጠሚቱ ኣብ ዝተልዓሉ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን ካብ ዝሓለፈ ዓመት ጀሚሩ 27 ቢሊየን ዶላር ሓገዝ ምግባሩ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን ካብ ዝሓለፈ ዓመት ጀሚሩ 27 ቢሊየን ዶላር ወታደራዊ ሓገዝ ከምዝገበረ ሓላፊ ጉዳያት ወፃኢን ፀፅታን እቲ ሕብረት ጆሴፍ ቦሬል ገሊፆም። ቦሬል ኣቤልጂየም ብራሰልስ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ እተን ኣባል ሃገራት ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልፅግና ብሓባር ምንባርን ምምዕባልን ይከኣል ኢዩ ዝብል እምነት ዘለዎ ፓርቲ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Nov 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል ሳልሳይ ዓመት ራብዓይ ዘበን ስሩዕ ኣኼብኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ የሳልጥ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ፖለቲካዊን ፀፅታዊን ኩነታት ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼቡኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 4ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ስሩዕ ኣኼባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ደ/ር) ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ 28 መስከረም 2016…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ጉጅለ ሙዚቃን ቴኣትርን ኖርዲክ ብላክ ስራሕቶም ኣብ ኢትዮጵያ ከቕርቡ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Nov 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)28 ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ሙዚቃን ቴኣትርን ኖርዲክ ብላክ ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣቀባብላ ዝገበረሎም አእንትኸውን÷ ሚኒስትር ናሲሴ ጫሊ ኣብቲ እዋን “ኣባላትን ኣርቲስታትን እቲ ጉጅለ ናብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ባጫ ኣብ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኬንያ ተሳቲፎም Gebremariam Weldegerima Nov 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ባጫ ደበሌ ኣብ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ እታ ሃገር ብምስታፍ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም፡፡ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኬንያ ብተበግሶ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ዝተጀመረ እንትኸውን÷ ብሚኒስቴር ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምህዳር ሳይበር ዓቕሚ ዘይሃነፀት ሃገር ድሕንነት ሳይበር ክትሕሉ ከምዘይትኽእል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ነባራዊ ኩነታ እንርከበሉ ዓለም ኣብ ምህዳር ሳይበር ዓቕሚ ዘይሃነፀት ሃገር ድሕንነት ሳይበርን ሉኣላዋነታን ክትሕሉ ከምዘይትኽእል ምምሕዳር ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ (ኢመደኣ) ገሊፁ። ኢመደኣ ምስ ኤምባሲ ማልታ ኣብ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዴቪድ ካሜሩን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እንግሊዝ ብምዃን ተሸይሞም Desta Nov 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ዴቪድ ካሜሩን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ብምዃን ተሸይሞም። ቀዳማይ ሚኒስትር ሪሺ ሱናክ ሽግሽግ ካቢኔ ኣካይዶም። ብመሰረት እዚ ሱዌላ ሚኒስትር ውሽጢ ዓዲ ብሬቨርማን ካብ ስልጣኖም ከምዘልዓልዎም ቢቢሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢትዮጵያውያን ብሓባር ዘዛምድ ልዑል ተረኽ ንምህናፅ ፓርቲ ብልፅግና ብኣርኣያነት ክሰርሕ ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Nov 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያውያን ብሓባር ዘዛምድ ልዑል ተረኽ ንምህናፅ ፓርቲ ብልፅግና ብኣርኣያነት ክሰርሕ ኢዩ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም፥ ኢትዮጵያውያን ብዝተሓባበረ ቅልፅም ንዘበናት ክብሪን ሉእላውነትን ሃገሮም…