ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ጋምቤላ ናብራ ሓረስቶት ንምልዋጥ ጠመተ ሂብካ ከምዝስራሕ ተገሊፁ Desta Nov 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ናብራ ሓረስቶት ንምልዋጥ ጠመተ ሂብካ ከምዝስራሕ ሚኒስትር ግብርና ገሊፁ። ሕርሻ እቲ ክልል ንምዝማን ዝተዳለወ ፍኖተ ካርታ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተሳሊጡ። ሚኒስትር ግብርና ግርማ አመንቴ (ዶ/ር)፥ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝምዕብል ዘሎ ኣንፃራዊ ሰላም ናብ ዘይዕፀፈሉ ብርኪ ንምብፃሕ ብዕቱብ ምስራሕ የድሊ – ሌ/ጄ ብርሃኑ በቀለ Gebremariam Weldegerima Nov 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተረኸበ ኣንፃራዊ ሰላም ናብ ዘይዕፀፈሉ ብርኪ ንምስግጋር ምምሕዳር ኣካላት ክልልን ዞባን ምስ ሓይሊ ፀፅታ ብቖራፅት ክሰርሑ ከምዝግባእ ዋና ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብን ኣካቢ እቲ ኮማንድ ፖስትን ሌተናል ጄኔራል ብርሃኑ በቀለ ገሊፆም።…
ቢዝነስ ወ/ሮ ሰመሪታ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኢንስቲትዩት ሓምለዋይ ልምዓት ኢትዮጵያ ዘቲየን Desta Nov 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋስው ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኢንስቲትዩት ሓምለዋይ ልምዓት ኢትዮጵያ ዳንኤል ጎቦናያ ዘቲየን። እቲ ዘተ ኣብ ክሊ ክሌማዊ ለውጢ ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ብተወሳኺ ንስራሕቲ ክሌማዊ ለውጢ ዝውዕል ገንዘብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ህንዲ ኣብ ህንፀት ዝርከብ መተሓላለፊ በዓልቲ ተጋህሚሱ ልዕሊ 30 ሰራሕተኛታት ኣብ ሓደጋ ምውዳቖም ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Nov 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ግዝኣት ሂማሊያ ብዘጋጠመ ምግህማስ መሬት ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝነበረ መተሓላለፊ መገዲ በዓልቲ ብምግህማሱ ልዕሊ 30 ዝኾኑ ኣብ ህንፀት ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ኣብ ሓደጋ ከምዝወደቑ ተሓቢሩ፡፡ ክፋል እቲ ዝተጋህመሰ በዓልቲ÷ ካብ መእተዊ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼብኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ከሳልጥ ኢዩ Desta Nov 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ስሩዕ ኣኼብኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ከሳልጥ ኢዩ። እቲ ባይቶ መበል ሳልሳይ ዓመት ራብዓይ ዘበን ስርሑ ኣኼብኡ ፅባሕ ኢዩ ከካየድ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ሲምፖዚየም ሕብረት ኣስትሮኖሚካል ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 386 ዓለም ለኸ ሲምፖዚየም ሕብረት ኣስትሮኖሚካል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ሲምፖዚየም÷ "ፀሊም ሰማይን ሓድጊታት ስነ-ፈለክን ኣስትሮ ቱሪዝም ንምድንፋዕ ዘለዎም ግደ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ። ካብ ኣፍሪካ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ብብርኪ ሃገር ብድምቀት ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ብብርኪ ሃገር ብድምቀት ከምዝኽበር ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍሊጡ፡፡ ኣፈ ጉባዔ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ኣከባብራ እቲ በዓል ኣመልኪቶም ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቦም፡፡ ኣብ መግለፂኦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ወፃኢ ዓዲ ክወፅእ ዝነበረ ልዕሊ 500 ኪሎ ግራም ጫት ተታሒዙ Desta Nov 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ኢትዮጵያ ናብ ወፃኢ ዓዲ ክወፅእ ዝነበረ ልዕሊ 500 ኪሎ ግራም ጫት ከምዝተትሓዘ ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ምስ ኮሚሽን ጉምሩኽ ብምትሕብባር ከምዝሓዞ ተገሊፁ። ክብደቱ…
ስፓርት ኣብ ማራቶን ቤይሩት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤይሩት ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ክብረ ወሰን እቲ ቦታ ብምስባር ተዓዊቶም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ጋዲሳ ጣፋ 02፡10፡34 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ክብረ ወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ቀዳማይ እንትወፅእ÷ ጎጃም…
ስፓርት ጋናዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምጥቃዕ ራፋኤል ድዋሜና ኣብ ማእኸል ፀወታ ህይወቱ ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊግ ኣልባኒያ እናተፃወተ ዝነበረ ጋናዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምጥቃዕ ራፋኢል ዳዋሜና ሚዛኑ ስሒቱ ምስወደቐ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣልባኒያ ኣፍሊጡ፡፡ ወዲ 28 ዓመት ራፋኤል÷ ኣብ ሱፐርሊግ ኣልባኒያ ትሳተፍ ጋንታ ኢግናቲያ ምስ ጋንታ…