ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ሪጋ ሎሚ ክካየድ እዩ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ዝግበሩሉ ኣብ ላቲቪያ ሪጋ ዝካየድ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ሎሚ ክካየድ እዩ። ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮ ብሸውዓተ ደቂኣንስትዮ ሽዱሽተ ደቂተባዕትዮን ብድምር ብ13 ኣትሌታት ክትውከል ኢያ። ብ5 ኪሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)ን ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ኣብ ጋርመንት ኢንዱስትሪን ኣዳማ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)ን ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ኣብ ጋርመንት ኢንዱስትሪን ኣዳማ ዑደት ኣካይዶም። እቲ እንዱስትሪ ዝርከበሉ እዋናዊ ኩነታት ቴክኖሎጂን ናይ ቀፃሊ አንፈትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክ ዘለዋ ልምዲ ንማላዊ ርኡይ እታወት ኢዩ – ኤምባሲ ማላዊ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክ ኣብ ሓፂር እዋን ዘደንፈዐቶ ልምዲ ንማላዊ ርኡይ እታወት ከምዝኾነ ኤምባሲ ማላዊ ኣብ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ትራንስፎርሜሽንን ዋና መካየዲ ስራሕን ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታ ኢንዱስትሪ ፍፁም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቁፅሪ ኣብ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ዝሞቱ ስደተኛታት ብ3 ዕፅፊ ወሲኹ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኣውሮፓ ንምስጋር ብዝብል ኣብ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ዝሞቱ ኣፍሪካውያን ስደተኛታት ቁፅሮም ብሰለስተ ዕፅፊ ከምዝወሰኸ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። ንኣብነት ድማ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ ክሳብ ነሓሰ ኣብ ዘሎ እዋን 990 ኣፍሪካውያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ንዝኾኑ ሰባት ክታበት መከላኸሊ ኮሌራ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ኮሌራ ንምክልኻል ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ንዝኾኑ ሰባት ከምዝተኸተቡ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ። ዘጋጠመ ሕማም ኮሌራ ንምክልኻል ካብ 5 መስከረም 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ከተማታት ባህርዳርን…
ስፓርት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም ፅባሕ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ክጅመር ኢዩ። እቲ ፕሪሚየር ሊግ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ምስ ጋንታ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ 9፡00 ብዝገብረኦ ፀወታ ኢዩ ክጅመር። #Ethiopia እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰራዊትን ንሲቪል ሰራሕተኛታትን ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ንሰራዊት ምክልኻልን ሲቪል ሰራሕተኛታትን ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ። እቲ እምነ ኩርናዕ÷ ሚኒስትር ምክልኻል ኣብረሃም በላይ (ዶ/ር)ን ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዝውዕል 126 ሺሕ ኩንታል ሓገዝ ምግቢ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣት ፌዴራል ንተመዛበልቲ ወገናት ዝውዕል 126 ሺሕ ኩንታል ምግቢ ከምዝገበረ ኮምሽን ሓደጋ ስግኣት ቅድመ ድልዉነትን መጠንቀቕታን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ ምግቢ÷ ስርናይ፣ ሕሩጭ ስርናይ፣ ፋፋን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ፓኪስታን ብኣጥፊእኻ ምጥፋእ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ህይወት ልዕሊ 50 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓኪስታን ብኣጥፊእኻ ምጥፋእ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ቦምቢ ልዕሊ 50 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ደቡብ ምዕራብ ፓኪስታን ከተማ ባሎቺስታን ማስቱንግ ኣብ ዝርከብ ጥቓ ሓደ መስጅድ ዝተፈፀመ ከምዝኾነ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ማእኸል ልህቀት ቴክኖሎጂ ንምውጋን ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ኮርፖሬሽን ሲቪል ኢንጂነሪንግ ቻይናን ህንፀት ማእኸል ልህቀት ቴክኖሎጂ ንምውጋን ዘኽእል ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሞም፡፡ እቲ ማእኸል ኣብ ኮተቤ ኣብ ዝርከብ ቀፅሪ እቲ ትካል ዝህነፅ እንትኸውን÷ ንህንፀት እቲ…