ቴክኖሎጂ መንኮራኹር ሩስያ ኣብ ወርሒ ተሓምሺሻ Gebremariam Weldegerima Aug 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉና-25 ዝተብሃለት ሰብ ኣልቦ መንኮራኹር ሩስያ ካብ ቁፅፅር ድሕሪ ምውፃኣ ኣብ ወርሒ ከም ዝወደቐት ሰበመዚ እታ ሃገር ገሊፆም። ሩስያ ድሕሪ ዳርጋ 50 ዓመታት ዘካየደቶ ፈለማይ ተልእኾ ወርሒ ከምዝነበረ ተገሊፁ። እታ መንኮራኹር ንመጀመርታ…
ስፓርት ኣትሌት ሰሎሞን ባረጋን ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊን ሳልሳይን ራብዓይን ብምውፃእ ዛዚሞም Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ሰሎሞን ባረጋን ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊን ብ10 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ሳልሳይን ራብዓይን ብምውፃእ ዛዚሞም። ኡጋንዳዊ ኣትሌት ጆሽዋ ቸፕቶጌ ኣብቲ ውድድር…
ስፓርት ብርቄ ሓየሎምን ድርቤ ወልተጂን ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንፍፃመ ሓሊፈን Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ብርቄ ሓየሎምን ድርቤ ወልተጂን ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ናብ ፍፃሜ ውድድር ሓሊፈን፡፡ ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ነቲ ርሕቐት ብ4 ደቒቕ 02 ሰከንድን 46…
ስፓርት ጋንታ ባህር ዳር ከተማ ኣብ ካፍ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያን ብምውካል ኣብ ካፍ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ንምስታፍ ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ዝገበረት ጋንታ ባህር ዳር ከተማ ዓወት ቀኒዑዋ። ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ምስ ታንዛኒያዊት ጋንታ ኣዛም ዝተፃወተት ጋንታ ባህር ዳር ከተማ÷ 2 ን 1…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝረአ ሓደጋ ግብረ ራዕዲን ጎንፂን መዕለቢ ክወሃቦ ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝረአ ሓደጋ ግብረ ራዕዲን ምብዛሕ ጎንፂን ሃገራት እቲ ዞባ ብሓባር መዕለቢ ክህባሉ ከምዝግባእ ኣብ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ዳይሬክተር ዓውዲ ፀፅታን ድሕንነትን ኮማንደር ኣበበ ሙሉነህ ገሊፆም።…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ስፔን ፅዋዕ ዓለም 2023 ደቂ ኣንስትዮ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍፃመ ፀወታ ደቂ ኣንስትዮ ፅዋዕ ዓለም 2023 ስፔን ንእንግሊዝ 1 ን 0 ብምስዓር ንፈለማ እዋን ተዓዋቲት ኮይና። ኣምበል እታ ሃገራዊት ጋንታ ኦልጋ ካርሞና ኣብ መበል 29 ደቒቕ ብዘመዝገበታ ሸቶ ስፔን ክትዕወት ክኢላ። ሓላዊት ልዳት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ሰብ መዚ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 54 ዜጋታት ብሪታንያ ማዕቐብ ኣንቢራ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ 54 ብሪታንያውያን ሰብ መዚ፣ ጋዜጠኛታትን ተወከልቲ መኽበርቲ ሕጊን ማዕቐብ ከምዘንበረት ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ ብሪታኒያ ኣብ ፀረ- ሩሲያ ኣካይዳኣ ኣብ ልዕሊ ሩሲያውያን ዘይተገበአ ማዕቐብ…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተወዳደርቲ ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር ፍፃመ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተወዳደርቲ ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ምሸት ሰዓት 1፡25 ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ውድድር÷ ኣትሌታት በሪሁ ኣረጋዊ፣ ሰለሞን ባረጋን ይስማው ድሉን ትፅቢት ይግበረሎም፡፡ ብካሊእ መዳይ ምሸት ሰዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሽፋን ደኒ ኢትዮጵያ 17 ሚኢታዊ በፂሑ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2021 ካብ ሳተላይት ዝተወሰዱ ሓበሬታታት መሰረት ብምግባር ኣብ ዝተሳለጠ ስራሕ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ሽፋን ደኒ 17 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ደኒ ኢትዮጵያ ብኣርባዕተ ባዮም ማለት እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኢትዮጵያ ዳግም ሰንደቐ ዕላማና ሓፍ ኣቢለን – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሐሴ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኩሉ ግዘ ኩርዓት ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያ ዳግም ሰንደቐ ዕላማና ሓፍ ኣቢለን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ትማሊ ኣብ ቡዳፔስት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ ጉያ 10 ሺሕ ሜትሮ…