ዓውዲ ሕርሻ ንዕብየት ኢኮኖሚ ሃገር ዘለዎ ዕዙዝ ግደ ኣብ ግምት ዘእተወ ቀረብ ፋይናንስ ክህሉ ይግባእ- ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ሕርሻ ንዕብየት ኢኮኖሚ ሃገር ዘለዎ ዕዙዝ ግደ ኣብ ግምት ዘእተወ ቀረብ ፋይናንስ ክህሉ ከምዝግባእ ሚኒስትር ሕርሻ ዶ/ር ግርማ ኣመንቴ ገሊፆም።
ሚኒስቴር ሕርሻ፣ ኢንስቲትዩት ትራስፎርሜሽን ሕርሻ ኢትዮጵያን ብሄራዊ ባንኪን ብሓባር ዘዳለውዎ…