ኣርባዕተ ሰብ ውህብቶ ድምፃውያን 1 ሚሊየን ብር ንምውሳድ ኣብ ፋና ላምሮት ዕለተ ቀዳም ክነሓንሑ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርባዕተ ሰብ ውህብቶ ድምፃውያን ንፈለማ እዋን 1 ሚሊየን ብር ኮይኑ ዝቐረበ ልዑል ሽልማት ንምውሳድ ኣብ ፋና ላምሮት ቀፃሊ ዕለተ ቀዳም ክነሓንሑ ኢዮም።
ብመሰረት እዚ ሃብታሙ ይሄነው፣ ግሩማ ሞገስ፣ በረከት ደሞዝን ዘውዱ ኣበበን ኣብ ፋና…