Uncategorized ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ቢሮ ምምካን ፈንጂ ብምትሕብባር ከምዝሰርሕ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ቢሮ ምምካን ፈንጂ ብምትሕብባር ከምዝሰርሕ ገሊፁ። ቢሮ ምምካን ፈንጂ ምክልኻል ሃገር ምስ ቢሮ ምትሕብባር ፀፅታን ድሕንነትን ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ልውውጥ ልምዲ ኣካይዱ። ሓላፊ ቢሮ ምምካን ፈንጂ ምክልኻል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ውድብ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ውድብ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ወድብ ኣደም ፋራህ ሓዊሱ ሓለፍቲ ቅርንጫፍ ኣብያተ ፅሕፈት ክልላት ተረኺቦም። ኣይተ ኣደም፥ ብኣረኣእያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኮማንድ ፖስት ጎጃም ቀጠና ወፍሪ ዝተቐበሉ ኣመራርሓታት ውፅኢታዊ ስራሕ ከምዝሰርሑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኮማንድ ፖስት ጎጃም ቀጠና ወፍሪ ተቐቢሎም ኣብ ወረዳታት ስራሕቲ ህዝቢ ምስ ህዝቢ እናወገኑ ዝነበሩ ኣመራርሓታት ክሳብ ሕዚ ውፅኢታዊ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ፀብፃብ ምውፋር ኣመራርሓ እቲ ዞባ ነቲ ኮማንድ ፖስት ዘቕረቡ ኣመሓዳራ ዞባ ምብራቕ ጎጃም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም ሓደሽቲ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም ካብ ዝተፈላለዩ ክልላት ዝመፅኡ ሓደሽቲ ተምሃሮ ምቕባል ከምዝጀመረ ተገሊፁ። ኣማኻሪ ጉዳይ ምምሕዳርን ተምሃሮን እቲ ዩኒቨርስቲ መምህር ገብረሚካኤል ታፈረ ከምዝገለፅዎ÷ ብሚኒስቴር ትምህርቲ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዝቕመጡ ቅርስታት ምትእኽካብ ጀሚርና- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዝቕመጡ ቅርስታት ካብ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ምትእኽካብ ከምዝተጀመረ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እቶም ዝእከቡ ዘለዉ ቅርስታት፥ ምስ ዝነበረ ኲናት፣ ጅግንነትን ዓወትን ዝምድና ዘለዎም ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ ወርሒ ጥሪ ዝኽበር “ወርሒ ጥዕይቲ ኣደ” ተጀሚሩ Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካብ 01 ጥሪ ክሳብ 30 ጥሪ 2016 ዓ.ም ዝፀንሕ "ፍትሓውን ፅሬት ዘለዎን ክትትል ቅደመ ወሊድ ብእዋኑ ብምጅማር ጥዕና ኣዴታት ነረጋግፅ" ብዝብል መራሕ ሓሳብ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ክልል ብምኽንያት ኲናት ተቛሪፁ ዝፀንሐ…
ቴክኖሎጂ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ኣብ ምዕባይ ናይ ዝርከባ ሃገራት ስራሕ ብ60 ሚኢታዊ ፅዕንቶ ከምዘሕድር ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ኣብ ምዕባይ ናይ ዝርከባ ሃገራት ስራሕ ብ60 ሚኢታዊ ፅዕንቶ ከምዘሕድር ተገሊፁ። ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ) ክሪስታሊና ጂኦርጄቫ ምስ ኣጃንስ ፍራንስ ፕሬስ ኣብ ዝገበረኦ ፃንሒት÷ ኣብ ስዊዘርላንድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መባእታዊ ሆስፒታል ሰለኽለኻ ተቛሪፁ ዝነበረ ከቢድ መጥባሕቲ ስርሑ ተጀሚሩ Desta Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ኣብ ዘሎ መባእታዊ ሆስፒታል ሰለኽለኻ ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ተቛሪፁ ዝነበረ ከቢድ መጥባሕቲ ስርሑ ጀሚሩ። መተሓባበሪ እቲ ሆስፒታል ኣይተ ጌታቸው ሃይለ፥ ሆስፒታል ሱሑል ሽረ፣ ሪፈራል ሆስፒታል ኣክሱምን ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ…
ስፓርት ሜሲ ብሉፅ ተፃዋታይ ፊፋ እዚ ዓመት ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርጀንቲናዊ ኮኸብ ሊዮኔል ሜሲ ብሉፅ ተፃዋታይ ፊፋ እዚ ዓመት ብምዃን ተሓርዩ። ትማሊ ለይቲ ኣብ ከተማ ለንደን ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ብሉፃት ተፃወትቲ ፊፋ 2023÷ ኣርጀንቲናዊው ኮኸብ ተፃዋታይ ኩዕሾ እግሪ ሊዮኔል ሜሲ ብሉፅ ተፃዋታይ እዚ ዓመት…
ስፓርት ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ካሜሮን ምስ ጊኒ ከምኡ እውን ኣልጄሪያ ምስ ኣንጎላ ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራውያ ጋንታታት ካሜሮን ምስ ጊኒ ከምኡ እውን ኣልጄሪያ ምስ ኣንጎላ ዝገበረኦ ፀወታ 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን። ትማሊ ምሸት ሰዓት ክልተ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ካሜሮንን ጊኒን 1 ን 1 ማዕረ ዝተዛዘመ…