ካብ መቕደላ ዝተወሰዱ ታሪኻዊ ቅርስታትን ጨጉሪ ልኡል ኣለማየሁ ቴዎድሮስን ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰራዊት እንግሊዝ ካብ መቕደላ ዝተወሰዱ ታሪኻዊ ቅርስታትን ጨጉሪ ልኡል ኣለማየሁ ቴዎድሮስን ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም።
እቶም ቅርስታት ዋንጫታት ቅባእ ብሩር፣ ሓደ ቀርኒ ዋንጫ፣ ሰታሪታትን ሓደ ዋልታን እንትኾኑ፥ ካብ ኢንግሊዝ ናብ ኢትዮጵያ…