Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2024

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ናይ 6 ሃገራት ኣምባሳደራት ደብዳበ ሽመት ተቐቢለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሾሙ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ደብዳበ ሽመት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን። ሎሚ መዓልቲ ደብዳበ ሹመቶም ንፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘቕረቡ÷ ሓደሽቲ ተሸወምቲ ኣምባሳደራት ሃገራት ማሊ፣…

ምድብ ድልድል ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ 2023/24 ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እቲ ድልድል ኤሲ ሚላን ምስ ሮማ ክራኸባ ኢየን፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ሊቨርፑል ምስ ኣታላንታ÷ ባየርሊቨርኩሰን ምስ ዌስትሃም ዩናይትድ ፀወተአን ክገብራ ኢየን፡፡ ብካሊእ…

ርክብ ኢትዮጵያን ኣልጀሪያን ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ኣልጀሪያን ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣልጀሪያ ኣሕመድ ኣታፍ ኣብ ክልተኣዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም…

ምስ ምኽባር ወሰንን ክፍሊት ካሕሳን ንዝለዓሉ ፀገማት ዘላቒ መፍትሒ ንምሃብ ዘኽእል መመሓየሺ ማዕቐፍ ሕጊ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፤ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ስራሕቲ ህንፀት ተዛሚዱ ምኽባር ወሰንን ክፍሊት ካሕሳን ንዝለዓሉ ፀገማት ዘላቒ መፍትሒ ንምሃብ ዘኽእል መመሓየሺ ማዕቐፍ ሕጊ ይግበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ወንድሙ ሴታ(ኢንጂነር)፥…

ኣባላት ካውንስል አብያተ ክርስቲያናት ኣመንቲ ወንጌል ኢትዮጵያ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መላእ ሃገር ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ካውንስል አብያተ ክርስቲያናት ኣመንቲ ወንጌል ኢትዮጵያ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም። ፕሬዚዳንት ካውንሲል መካነ ኢየሱስ ቤተክርስቲያን ወንጌላውያን ኢትዮጵያን ኣባል ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ካውንስልን ቄስ…

ድልድል ርብዒ ፍፃመ ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ድልድል ርብዒ ፍፃመ ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፡- ኣርሰናል ምስ ባየር ሙኒክ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ቦርሺያ ዶርትመንድ ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ ፓሪሰንት ዠርሜይን ምስ ባርሴሎና ኣብቲ…

ፎረም ፕሬዚዳንታት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ፕሬዚዳንታት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ዩንቨርስቲ ጂማ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ፎረም፥ “ላዕዕዎት ትካላት ትምህርቲ ንልዑል ዕላማ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ላዕለዎት ኣመራርሓ እተን ትካላት ኣብቲ መድረኽ ዝተሳተፉ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ክልል ትግራይ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ክልል ትግራይ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ናይ ሎሚ መዓልቲ ዘተ ካብ ክልል ትግራይ ተጓዒዞም ምስ ዝመፅኡ ተወከልቲ ሕብረተሰብ…

ስነሰርዓት መጀመሪ ፕሮጀክት ዘይምእኹል ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ 500 ሚሊየን ዶላር፥ ስነሰርዓት መጀመሪ ፕሮጀክት ዘይምእኹል ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ብባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ፣ ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ንሽዱሽተ ዓማውቲ ዝትግበር ፕሮጀክት…

ኣብ ኣህጉራዊ ውድድር ኣይ ሲቲ ሁዋዌ ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ተኒዚያ ዝተኻደ ኣህጉራዊ ውድድር ፍፃመ ኣይ ሲ ቲ ሁዋዌ ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም። ብ”ኮምፒውቲንግ ትራክ” ዝተኻየደ ውድድር ካብ ኢትዮጵያ፣ ማሊ፣ ካሜሩን፣ ሴኔጋል፣ ኣልጄሪያ፣ ቱኒዚያ፣ ሊቢያ፣ ግብፂን ሞሮኮን…