Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2024

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንሓሙሽተ ትካላት “ሽልማት ዕውቱነት ትካላት ኢትዮጵያ” ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝተሳለጠ ስነ ስርዓት ንሓሙሽተ ትካላት “ሽልማት ዕውቱነት ትካላት ኢትዮጵያ” ኣበርኪቶም። እቲ ሽልማት ዝተረከቡ፥ ንሚኒስቴር ግብርና፣ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ትካል ኣገልግሎት…

ዝምድና ኢንቨስትመንት ኢትዮ-ጣሊያን ዘጠናኽር ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝምድና ኢንቨስትመንት ኢትዮ-ጣሊያን ዘጠናኽር ዘተ ተሳሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣይተ ታረቀኝ ቡሉልታ፥ ብዋና ዳይሬክተር ምትሕብባር ልምዓት ጣሊያን ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ዝምድና ኢንቨስትመንት ክልቲአን…

15 ሰባት ኣሳፊራ ዝነበረት ወተሃደራዊት ኣውሮፕላን ሩሲያ ተሓምሺሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)15 ሰባት ኣሳፊራ ዝነበረት ወተሃደራዊት ኣውሮፕላን ሩሲያ ተሓምሺሻ። እታ ነፋሪት ካብ ሸነኽ ሰሜን ምብራቕ ሞስኮ ብኣየር ክልል ኢቫኖቫ ኣቢላ ኣም ምሕብራት እንተላ ባርዕ ሓዊ ብምግጣሙ ምኽኒያት ምሕምሻሻ ተገሊፁ። ኣይኤል-76 ዝተብሃለት እታ…

ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ብጥበብን ብፍልጠትን ምውጋን ከምዝግባእ ኣምባሳደር ታዬ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብዙሓት ለውጢታት እናሓለፈ ዝርከብ ጂኦ ፖለቲካ ዓለም ብገናዘበ መገዲ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ብጥበብን ፍልጠትን ምውጋን ከምዝግባእ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣገንዚቦም፡፡ ምስ ሓለፍቲ ስራሕን ሰብ ሞያን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቅርታታት ብምምርማር ግቡእ መስተኻኸሊ ስጉምቲ ከምዝወስድ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቅርታታት ብምምርማር ግቡእ መስተኻኸሊ ስጉምቲ ከምዝወስድ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ተጓዓዝቲ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተዛሚዱ ኣብ ዝተፈላለዩ ገፃት ማሕበራዊ ሚዲያታት ቅርታታት ይውዝዑ ከምዘለዉ…

ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ነቶም ዑደተኛታት መብርሂ ሂበን። እቶም ዑደተኛታት፥ ታሪክ፣…

መንግስቲ ሕቶ ኣለኒ ምስ ዝብል ሓይሊ ንምዝታይ ድሉው ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዝኾነ ይኹን ሕቶ ኣለኒ ምስ ዝብል ሓይሊ ንምዝታይ ድሉው ከምዝኾነ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ትካል ሰላም ኢትዮጵያ ምስ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩኤስኤይድ) ብምትሕብባር ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተወለዐ ጎንፂ ብዘተን ብሰላማዊ መገዲን ንምፍታሕ…

ሚኒስቴር ገንዘብ ምስ ተወከልቲ ጣሊያን ምኽክር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ዳይሬክተር ምትሕብባር ልምዓት ስቴፋኖ ጋቲ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብ ዑደት ገይሩ። ኣብቲ እዋን ዑደት÷ ዋና ዳይሬክተር ምትሕብባር ልምዓት ጣሊያን ስቴፋኖ ጋቲ፣ ተወከልቲ…

ልዕሊ 21 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኮሚሽን ጉምሩክ ጅግጅጋ ኣቢሉ ብዝተገበረ ክትትል 21 ሚሊየን 963 ሺሕን 500 ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣተውቲን ወፃእቲን ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም፡፡ እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ÷ ካብ ሶማሊያ ናብ ከተማ ጅግጅጋ ክኣትዉ…

ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮ ማልታ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮ ማልታ ተሳሊጡ። እቲ ፎረም ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ማልታን ትካል ፕሮሞሽን ንግዲን ምስ ዝኾነ ትሬድማልታን ቤት ምኽሪ ንግዲን ዓውዲ ማሕበራትን ብምትሕብባር ዘሰናደኦ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ…