ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ንዕዉትነት ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዘለዋ ምድላው ዝነኣድ ኢዩ-ሱዳናዊ ጋዜጠኛ Desta Dec 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ንዕዉትነት ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዘለዋ ምድላው ዝነኣድ ኢዩ ክብል ሱዳናዊ ፀሓፊ ፕሬስ፣ ተንታኒን ኣማኻሪ ሚዲያን መኪ ኢልሞግራቢ ገሊፁ። ካብ 2009 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ጉባኤ እቲ ሕብረት ክከታተል ምፅንሑ ብምዝኽኻር፥ ኢትዮጵያ ነቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተገበረ ሪፎርም ኢትዮጵያ ቅልጡፍ ዕቤት ኢኮኖሚ ካብ ሞንጎ ዘመዝገባ ሃገራት ንኽትስለፍ ገይሩ ኢዩ – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዝተገበረ ሪፎርም ብዝተወገኑ ኩለመዳይ ስራሕቲ ልምዓት ንኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ቅልጡፍ ዕቤት ኢኮኖሚ ካብ ሞንጎ ዘመዝገባ ሃገራት ንኽትስለፍ ከምዝገበረ ኣባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን።…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ካብ ውድድር ፅዋዕ ቻን ተሰናቢታ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሱዳን መዘናኣ ብበፂሕኻ መልሲ ብምስዓራ ካብ ውድድር ፅዋዕ ሃገራት ኣፍሪካ (ቻን) ተሰናቢታ፡፡ እታ ሃገራዊት ጋንታ ናይ መወዳእታ ዙር ካልኣይ እግሪ መፃረዪ ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ዘካየደት እንትትከውን፤ ብሃገራዊት ጋንታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኽልተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት እናተኻየደ ዝፀንሐ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ። ኣብዝፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያትን ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ፓርቲን እናዘተየ ዝቐነየ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈላላይ ምፍታሕን ኣብ ልምዓት ምድሃብን ቀዳማይ ዛዕባ ፓርቲ ብልፅግና ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኢትዮጵያ ናብ ብራኸኣ ንምውሳድ ኣፈላላያት ምፍታሕን ኣብ ልምዓት ምድሃብን ቀዳማይ ዛዕባ ፓርቲ ብልፅግና ከምዝኾነ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽትኡ ዝርዳእ ጥንኩር ሰራዊት ምህናፅ ተኻኢሉ ኢዩ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልኡኽትኡ ኣፀቢቑ ዝተረደአን ካብ ውግንና ዝረሓቐን ጥንኩር ሰራዊት ምህናፅ ተኻኢሉ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም፡፡ ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ኣብ ኣፈፃፅማ ልኡኽቶን ኣብ ቀፃሊ ክውገኑ ብዛዕባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ገባሪ ሰናይ ኣይስ ንኣርባዕተ ኣብያተ ትምህርቲ ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል ገባሪ ሰናይ ኣይስ (EYES) ብልዕሊ ፍርቂ ሚሊዮን ብር ኣብ ሰለስተ ወረዳታት ክልል ትግራይ ንዘርከባ ኣቢያተ ትምህርቲ ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ ገይሩ። ኣካያዲ ስራሕ ትካል ገባሪ ሰናይ ኣይስ ኣይተ ብስራት መስፍን÷ እቲ ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ካብ 23 ክሳብ 25 ጥሪ ከምዝካየድ ኣይተ ኣደም ፋራህ ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)2ይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ካብ 23 ክሳብ 25 ጥሪ 2017 ዓ.ም ከምዝካየድ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲን ኣይተ ኣደም ፋራህ ተዛሪቦም። ኣብ 1ይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተቐመጡ ኣንፈታትን ውሳነታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሰላም ምስ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ዘለዎ ምትሕብባር ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሰላም ሙሓመድ እድሪስ ኣመራርሓን ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕም ምስ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ዘለዎ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም፡፡ ፕሬዚዳንት እቲ ቤት ምኽሪ ሼኽ ሃጂ ኢብራሂም ቱፋ÷ ሓድነት ሙስሊምን ሰላም ሃገርናን ንምጥንኻር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በጀት ዩኒቨርሲቲታት ብዘመዝገበኦ ውፅኢት መጠን ከምዝምደብ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዩኒቨርሲቲታት ዝምደብ በጀት ብልክዕ መጠን ዘመዝገበኦ ውፅኢት ከምዝኸውን ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም። ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዘጋጥሙ ማሕለኻታት ብዝተዋደደ መልክዑ ንምምሕያሽ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት÷…