ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሃገር ቦቆል ፍልጠትን መድሓኒትን ጠመተ ምሃብ ይግባእ- ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Desta Jun 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገር ቦቆል ፍልጠትን መድሓኒትን ጠመተ ምሃብ ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ኤግዚብሽን ፍሪያትን ኢኖቬሽንን እታዎት ሕክምና ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ተሳሊጡ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ኣቶሚክ ኢነርጂን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕ ከቲሞም Desta Jun 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ኣቶሚክ ኢነርጂን ካብ 2024 ክሳብ 2028 ዓ.ም.ፈ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕ ከቲሞም። ኣብቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ኢኖቬቨንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር)ንምክትል ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ጀነራል ህዋ ሊዩን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወሰን ተሳጋሪ ኣገልግሎት ክረምታዊ ወለንታዊያን ተጀሚሩ Desta Jun 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወሰን ተሳጋሪ ኣገልግሎት ክረምታዊ ወለንታዊያን ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተመደቡ ካልኣይን ሳልሳይን ዓመት ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ምስ ሰራዊት ሰላም እታ ከተማ ብምትሕብባር ኢዩ ተጀሚሩ ተባሂሉ። ሚኒስትር ዴኤታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ “ስማርት ካምፓስ ሶሉሽን” ተግባራዊ ንምግባር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ Desta Jun 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮ ቴሌኮም ንዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ "ስማርት ካምፓስ ሶሉሽን" ንምቕራብ ሓፈሻዊ ስፔሻላይድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ድማ ኣገልግሎት ክፍሊታት ብቴሌብር ንምፍፃም ዘኽአለ ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ። እቲ ቴክኖሎጂ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃርን ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ንስራሕ ዘገልግላ 18 ተሽከርከርቲ ደገፍ ገይሩ Desta Jun 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሰርዓት ፈትሒ ገበን ንምምሕያሽ ንዝግበር ፃዕሪ ንምሕጋዝ ዘገልግላ 18 ተሽከርከርቲ ንሚኒስቴር ፍትሒ ኣረኪቡ። ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ን ምክትል ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ዴቪድ ክሪቫኔክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Desta Jun 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘሳለጦ መበል 37 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ረቂቕ ኣዋጅ ጥዕናን ድሕንነትን እንስሳት ኣድሂቡ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ ኢኮኖሚያዊ ተረባሕነትን ናብ ዝሓሸ ብርኪ ከብ ንምባል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውዕሊ ፕሪቶርያ ሙሉእ ብሙሉእ ንክትግበር ይስራሕ ኣሎ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Jun 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዊልች ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ውዕሊ ፕሪቶርያ ሙሉእ ብሙሉእ ንክትግበር ይስራሕ ኣሎ ኢሎም። ኣብቲ ዘተ ትግበራ ውዕሊ ፕሪቶርያ ዘለዎ ብርኪ…
ስፓርት ድልድል ምድብ 16 ሃገራት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፅዋዕ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ Desta Jun 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ድልድል ምድብ 16 ሃገራት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፅዋዕ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ኣሰናዳኢት ጀርመን ምዴንማርክ፣ ስዊዘርላንድ ምስ ጣሊያን፣ እንግሊዝ ምስ ስሎቫኪያ፣ ስፔን ምስ ጆርጂያ ተደልዲለን። ብተመሳሳሊ ፈረንሳይ ምስ ቤልጂየም፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ልኡኽ ታንዛኒያ ኣብ ኮሌጅ ኣዘዝቲን ስታፍን ሰራዊት ምክልኻል ዑደት ኣካይዱ Desta Jun 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓላፊ ወፍሪን ስልጠናን ሜጀር ጀኔራል ኢብራሂም ሚካኤልን ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር እታ ሃገር ሜጀር ጄኔራል ሻባኒ ባራንጋሽን ዝተመርሐ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ልኡኽ ታንዛኒያ ኣብ ኮሌጅ ኣዘዝቲን ስታፍን ሰራዊት ምክልኻል ዑደት ኣካይዱ። ኣብቲ ዑደት፥ ብልሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳዶር ብሪታንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዊልች ዘትዮም Desta Jun 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳዶር ብሪታንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዊልች ዘትዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ከይዲ ኣፈፃፅማ ውዕሊ ፕሪቶሪያን ተዛመድቲ ዛዕባታትን ጠመተ ዝገበረ ልዝብ ተሳሊጡ። ብተወሳኺ ጉዳይ ናብ…