Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

7 ኣባላት ዘለዉዎ ጉጅለ ገበን ስርቂ “ሿሿ” ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታ ብተሽከርካሪት ብምንቅስቓስ ብልምዲ “ሿሿ" እናተብሃለ ዝፅዋዕ ገበን ስርቂ እናፈፀሙ ዝነበሩ ሸውዓተ ኣባላት ዘለዉዎ ጉጅለ ገበን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ፖሊስ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ኣባላት እቲ ጉጅለ ምርመራ እናተፃረየ ምዃኑ…

ኬፕ ቨርዴ ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝተፀምበረት ፈላመይቲ ሃገር ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ኬፕ ቨርዴ ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝተፀምበረት ፈላመይቲ ሃገር ኮይና፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኬፕ ቨርዴ ንሞዛምቢክ 3 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ እተን ሸቶታት ድማ÷ ቤቤ፣ ሜንዴስን ሌኒኒን…

ኣብ ጃንሜዳ በዓል ምፍናው ታቦት ብድምቀት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጃንሜዳ በዓል ምፍናው ታቦት መራሕቲ ሃይማኖት፣ ምእመናንን ካልኦት ኣጋይሽን ኣብ ዝተረኸቡሉ ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡ ካብ ዝተፈላለያ ደብሪታት ዝተበገሱ ታቦታት ናብ ዝተሰናደአሎም መዕረፊ ጃንሜዳ በፂሖም። ኣብ ኣከባብራ እቲ በዓል÷…

በዓል ምፍናው ታቦት ኣብ ከተማ ባቱ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ምፍናው ታቦት ኣብ ከተማ ባቱ ደሴታት ደምበል ተኸቢሩ፡፡ ኣብተን ደሴታት ዝርከብ ታቦት ገሊላ ካህናት ሰማይ ተክለ ሃይማኖትን ኣብ ደሴት ደብረ ሲና ትርከብ ገዳም ቅድስት ማርያም ታቦትን ምስ ገዳም ጫሳ ቅዱስ ሚካኤል ብምዃን ኣብቲ ባሕሪ ጥምቀት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሲሪላንካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ጎስጓስ ገለልተኛ ሃገራት ምስ ፕሬዚዳንት ሲሪላንካ ራኒል ዊከርሜሲንጌ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ እተን ሃገራት ክልተኣዊ ርክብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ርእሳነ ብሄርን ርእሳነ መንግስታትን ጎስጓስ ገለልተኛ ሃገራት ምስ ፕሬዝዳንት…

ኣምባሳደራት ኢትዮጵያን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣብ ጉዳይ ስራሕቲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ እናገልገሉ ዝርከቡ ኣምባሳደራትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣብ ጉዳይ ስራሕቲ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ተዛቲዮም። ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኣይተ ቀጀላ መርዳሳ÷ ባህሊ፣ ጥበብን ስፖርትን ንዲፕሎማሲ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ልኡል ፈይሰል ቢን ፈርሃን ኣልሳኡድ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ኣብ ዳቮስ እናተኻየደ ዝርከብ ኢኮኖሚክ ፎረም ዓለም እንትኸውን÷ ኣብ…

በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ሕቶ ምልማዕ ህዝበን ንምምላስ ይፅገማ ኣለዋ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ሕቶ ምልማዕ ህዝበን ንምምላስን ኩነታ ናብራ ንምምሕያሽን ልዑል ዝኾነ ፈተና እናጋፈጣን እናተፀገማን ከምዝርከባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)ንጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ኡጋንዳ…

ርእሳነ-ምምሕዳር ክልላት በዓል ጥምቀጥ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ-ምምሕዳር ክልላት በዓል ጥምቀጥ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ በዓል ጥምቀት ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ “ሓድነት ብምጥንኻር፣ ድልድል ዕርቂን ይቕሬታን…