ቢዝነስ ልዕሊ 800 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት የኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Jan 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 800 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት የኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ካብ 18 ክሳብ 25 ታሕሳስ ኣብ ዝተፈላለዩ ቅርንጫፋት ብመሰረት ዝተገበረ ክትትል ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ። ካብ መንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 30 መቋረፂ እግረኛ ተሰገርቲ ድልድላትን መመሓላለፊታትን ክህነፁ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jan 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀሊል ባርን ቀለበት መገዲታትን 30 መቋረፂ እግረኛ ተሰገርቲ ድልድላትን መመሓላለፊታትን ከምዝህነፁ በዓል መዚ መገዲታት እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ርክብ ህዝቢ በዓል መዚ መገዲታት ኣዲስ ኣበባ ኢያሱ ሶሎሞን÷ “እቲ በዓል መዚ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካዛብላንካ ሓዱሽ ናይ ፅዕነት ግልጋሎት በረራ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሞሮኮ ካዛብላንካ ሓዱሽ ናይ ፅዕነት ግልጋሎት በረራ ጀሚሩ። ነዚ ስዒቡ ድማ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ኣፍሪካ ዘለዉዎ መባፅሕቲ በዝሖም ናብ 35 ከዕቢ ክኢሉ፡፡ #Ethiopia እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ቢዝነስ ጠንካራ ስርዓት ሎጂስቲክስ ንምህናፅ ጠመተ ብምሃብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Jan 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጠንካራ ስርዓት ሎጂስቲክስ ንምህናፅ ጠመተ ብምሃብ ይሰርሕ ከምዘሎ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ደንጌ ቦሩ ተዛሪቦም። ብበዓል መዚ ማሪታይም ኢትዮጵያ ዝተሰናድአ መድረኽ ዘተ መሪሕ ትልሚ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ይሳለጥ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዝተኸተመ ስምምዕነት ሕቶን ዓወትን ማናእሰይ ኢዩ ከብል ፌዴሬሽን መናእሰይ ኢትዮጵያ ገሊፁ Desta Jan 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዝተኸተመ ስምምዕነት ሕቶን ዓወትን ማናእሰይ ኢዩ ከብል ፌዴሬሽን መናእሰይ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ፌዴሬሽን ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ዓውድታት ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊን ወተሃደራዊን ሰፊሕ ማዕቐፍ ምትሕብባር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ጋዛ ዝበፅሕ ጉድኣት ንክትቅንስ ኣሜሪካ ሓቲታ Desta Jan 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ጋዛ ዝበፅሕ ጉድኣት ንክትቅንስ ኣሜሪካ ሓቲታ። ሚኒስቴር ጥዕና ፍልስጤም፥ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ጥራሕ ኣብ ጋዛ 249 ዜጋታት ህይወቶም እንትስእኑ 510 ድማ ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ኢዩ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…
ስፓርት ፍራንዝ ቤከንባወር ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ Gebremariam Weldegerima Jan 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኮኸብ ተፃዋታይ ኩዕሾ እግሪ ምዕራብ ጀርመንን ጋንታ ባየርሙኒክን ፍራንዝ ቤከንባወር ኣብ 78 ዓመቱ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ቤከንባወር ጀርመን ብ1974 ፅዋዕ ዓለም እንትተልዕል ንሃገራት ጋንታኡ ብኣምበልነት ክመርሕ ዝኸኣለ እንትኸውን÷…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ላዕለዋይ ወታደራዊ ኣዛዚ ሂዝቦላህ ብመጥቃዕቲ እስራኤል ከምዝተቐተለ ተሰሚዑ Gebremariam Weldegerima Jan 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ወታደራዊ ኣዛዚ ሂዝቦላህ ዊሳም ታዊል ብመጥቃዕቲ እስራኤል ከምዝተቐተለ ተሰሚዑ። እቲ ወታደራዊ ኣዛዚ እስራኤል ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላን ኢዩ ተቐቲሉ፡፡ ዊሳም ታዊልን ካልኦት ኣባላት ሂዝቦላህን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሶማሊላንድ ዘቲዮም Desta Jan 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሶማሊላንድ ሜጄር ጄኔራል ኑህ ኢስማኤል ታኒ ዘቲዮም እቲ ዘተ ኣብ ወተሃደራዊ ምትሕብባር ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኲናት እስራኤልን ሃማስን 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ፍልስጤማውያን ካብ ጋዛ ተመዛቢሎም – ውሕመ Gebremariam Weldegerima Jan 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኲናት እስራኤልን ሃማስን ክሳብ ሕዚ 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ፍልስጤማውያን ካብ ጋዛ ከምዝተመዛበሉ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣፍሊጡ። እቶም ተመዛበልቲ ሰሜን ጋዛን ጋዛን ሓዊሱ ካብ ሓሙሽተ ግዝኣታታ ዝተውፃእፅኡ እንትኾኑ÷ ውሕመ…