ብንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ዲጂታል ኣማራፂታት 2 ነጥቢ 8 ትሪሊየን ብር ዕድጊት ተፈፂሙ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ናይ መጀመርታ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ብዲጂታል ኣማራፂታት 2 ነጥቢ 8 ትሪሊየን ብር ዕድጊት ከምዝፈፀመ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ዲቪዥን ማኔጅመንት መርቸንትን ኤጀንትን ዲጂታል ባንኪንግ ብሌን ሃይለሚካኤል÷…