Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2025

መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት አፍሪካ ምክያድ ጀሚሩ

ዲስ አኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት አፍሪካ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ እቲ ኣኼባ "መከሓሓሲ ፍትሒ ንፍሪካውያንን ዘርኣ-ኣፍሪካውያንን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ሃገራት…

ኢትዮጵያን ህንዲን ኣብ ወታደራዊ ዓውዲታት ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ህንዲን ኣብ ወታደራዊ ዓውዲታት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ባንጋሎር ተፈራሪመን፡፡ ኣብ ህንፀት ዓቕሚ፣ መፅናዕቲን ምርምርን ምክልኻ፣ ኢንዱስትሪታት ምክልኻል፣ ድሕንነት ሳይበርን ተተሓሓዝቲ ኣብ ዝኾኑ…

ንተሳተፍቲ ጉባኤ እቲ ሕብረት ሃፍቲ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ዘፋልጥ ዲጂታል መፅሄት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንዝሳተፉ ሃፍቲ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ዘፋልጥ ዲጂታል መፅሄት ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ዲጂታል መፅሄት ብእንግሊዝኛ፣ ፈረንሳይኛን ዓረብኛን ቋንቋታት ዝተሰናደአ ከምዝኾነ ሚኒስትር ቱሪዝም…

ኣምባሳደር ብናልፍ ርክብ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፌ.ዲ.ሪ.ኢ ብናልፍ ኣንዱአለም ቅዳሕ ደብዳበ ሽመቶም ኣብ ስቴት ዲፓርትመንት ኣሜሪካ ንተጠባባቒ ፕሮቶኮል ሹም ኣቢ ጆንስ ኣቕሪቦም። እቶም ኣምባሳደ ደብዳበ ሽመት ኣብ ዘቕረቡሉ እዋን ኣብ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማእከላዊ ሪፐብሊክ ኣፍሪካ  ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት 4፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማእከላዊ ሪፐብሊክ ኣፍሪካ  ሲልቪ ባይፖ ቴሞን ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካን ዝሳተፉ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ናብ…

ጌዲዮን ጢሞቴዎስ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ናይጄሪያን ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሶማሊያን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ናይጄሪያ የሱፍ ማይታማ ተገር ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ኣህጉራዊን ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዘተኦም፥ ኣብ…

ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣብ ህንዲ ኤሮ ኢንዲያ 2025 ይሳተፋ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)ህንዲ ኣብ ዘሰናደአቶ  ኤግዚብሽን ኤሮ ኢንዲያ 2025 ይሳተፋ ኣለዋ። ጣቢያ ሓይሊ ኣየር ባንጋሎር ዘሰናደኦ እቲ ኤግዚብሽን፥ ህንዲ ዝበፅሓቶ ዝማዕበለ ወተሃደራዊን ስቪል ኣቪዬሽን ቴክኖሎጂን…

ኢትዮ-ቴሌኮም ጣቢያታት መምልኢ ባትሪ ኤሌትሪክ መኪና ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ማእኸላት መምልኢ ባትሪ ኤሌትሪክ መኪና ሎሚ መዓልቲ ስራሕ ኣጀሚሩ፡፡ እተን መምልኢ ባትሪታት ኣልትራ ፋስት፣ ሱፐር ፋስትን ሃንደበታዊ ኤሌክትሪክ ተሽከርካሪ ቻርጀር ዝተብሃሉ ከምዝኾኑ ዋና ፈፃት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ጉባኤ መራሕቲ እቲ ሕብረት ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ምንቅስቓስ ሞተር ሳይክል ተኸልኪሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ምንቅስቓስ ሞተር ሳይክል ከምዝተኸልከለ ቢሮ ትራንስፖርት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። በዚ ድማ ካብ ሎሚ መዓልቲ 04 ለካቲት 2017 ዓ.ም ካብዛ ሰዓት ጀሚሩ ክሳብ 09…

ሃማስ ኩሎም ዝዓገቶም እስራኤላውያን እንድሕር ዘይለቒቑ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ክቋረፅ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ትራምፕ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉጅለ ዕጡቕ ፍልስጤም ሃማስ ዝዓገቶም እስራኤላውያን ሙሉእ ብሙሉእ ዘይለቅቕ እንድሕር ኮይኑ ዝተገበረ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ብምቁራፅ ዳግም ኲናት ከምዝኽፈት ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ገሊፆም፡፡ ህይወት ብዙሓት ንፁሃን ዝቐጠፈን ሚሊየናት…