Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2025

ኣብ ክልል ኣምሓራ መድረኽ ጉስጓስ ትምህርቲ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ጠመተ ዝገበረ ጎስጓስ መድረኽ ሎሚ ኣብ ከተማ ባህርዳር ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ንምስታፍ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ናብ ከተማ ባህርዳር ኣትዮም፡፡ እቲ ጎስጓስ  ኣብ ዓውዲ…

ሚኒስትር ኢነርጂ፣ ዕደናን ተሓዳሲ ሓይሊን ኣልጄሪያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሚኒስትር ኢነርጂ፣ ዕደናን ተሓዳሲ ሓይሊን ኣልጄሪያ መሓመድ ኣርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።   እቶም ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይን ድርቤ ወልተጂን ቀዳማይን ካልኣይን ብምውፃእ ተዓዊተን። ኣብ ውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ድርቤ ወልተጂን…

መበል 12 ዙር ሰልጠንቲ ሄራዊ ኣገልግሎት ማሕበረሰብ ወለንታ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ስልጠና መበል 12 ዙር ብሄራዊ ኣገልግሎት ወለንታ ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ዓዲግራት፣ ዋቸሞን ወራቤን ተኻይዱ፡፡ ተመረቕቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ዓዲግራት፣ ዋቸሞን ወራቤን ስልጠና ዝወሰዱ ልዕሊ 3 ሺሕን 460 ወለንታውያን መናእሰይ…

ሚኒስቴር ሰላም 1 ሺሕን 256 ሰልጠንቲ ኣገልግሎት ወለንታ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ሰላም “ወለንታ ብሓባር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ዝተውፃእፅኡ 1 ሺሕን 256 ሰልጠንቲ ኣገልግሎት ወለንታ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅማ እናሰልጠኖም ዝፀንሐ ሰልጠንቲ ኣገልግሎት…

ካብ ቱርኪ ብዝመፅኡ ጉጅለ ሓኻይም ኣብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ 3 ንቕለ ተኸለ ኩሊት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ሃገረ ካብ ቱርኪ ዝመፅኡ ጉጅለ ሓኻይም ኣብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ብምርካብ ሰለስተ ዕዉት ንቕለ ተኸለ ኩሊት ኣካይዶም፡፡ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ እቲ ጉጅለ ሰብ ሞያ ሕክምና ኣብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ…

መዓልቲ ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዓልቲ ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ (ዳውን ሲንድረም) ብኣተሓባባራይነት ዲቦራ ፋውንዴሽን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት "ስርዓታት ድጋፍና ነመሓይሽ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ። ኣብቲ መርሃ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ዝግበራሉ ውድድር ፍፃመ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝካየድ ውድድራት ፍፃመ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ይግበረለን። ቀትሪ ሰዓት 9፡28 ብ1500 ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ኣትሌት…

ኩይናት ብቴክኖጂን ውሑድ ሓይሊ ሰብን ናይ ምውዳእ ዓቕሚ ተሃኒፁ-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኣየር፣ ሳይበርን ሜካናይዝድን ብምዝማን ኩይናት ብቴክኖጂን ውሑድ ሓይሊ ሰብን ናይ ምውዳእ ዓቕሚ ተሃኒፁ ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። እዚ ሜካናይዝድ ዘሰልጠኖም ሞያተኛታት ሎሚ…

ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኡ ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቻይና ናንጂንግ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 20 ዓለም ለኸ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና፥ ኢትዮጵያ እደቂ ተባዕቲዮ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት በሪሁ…