ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምክልኻል ምስ ስዑድ ዓረብ ከምትሰርሕ ገሊፃ mizan mekonen Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ኣዲስ ኣበባን ሪያድን ዝካየድ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምክልኻል ምስ ስዑድ ዓረብ ብምትሕብባር ከምትሰርሕ ገሊፃ፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጅቡቲ መስርሒ ቤት ትምህርቲ ኮሚዩኒቲ ኢትዮጵያ ዝኸውን ቦታ ኣረኪባ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ጅቡቲ ኣብታ ሃገር ንዝህነፅ ቤት ትምህርቲ ኮሚዩኒቲ ኢትዮጵያ ምስርሒ ዝኸውን ኣርባዕተ ሄክታር መሬት ብህያብ ኣበርኪቱ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ፥ እቲ ህያብ መሬት ፅቡቕ ምሕዝነት ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘርኢ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሞያን ውሱን ሞያተኛታትን ናብ ስዑድ ዓረብ ንምልኣኽ ዘኽእል ስምምዕነት ንምክታም ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሞያተኛታትን ውሱን ሙያተኛታትን ኢትዮጵያውያን ናብ ስዑድ ዓረብ ንምልኣኽ ዘኽእል ስምምዕነት ንክኽተም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ሙክታር ከድር (ዶ/ር) ሓቲቶም፡፡ ኣምባሳደር ሙክታር ከድር (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ዙምባቡዌን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ገንዘብን ልምዓት ኢኮኖሚን ዙምባብዌ ምቱሊ ኢንኩቢ ተዛትዮም፡፡ ኣብ ዘትኦም ድማ ክልቲኦም ወገናት ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእሉዎም ቀንዲ ስራሕቲ ሪፎርም ፖሊሲ ኢኮኖሚ ትኹረት ገይሮም፡፡ ምቱሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ንዓቕመ ደካማታት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ልኡኽቶ ምኽባር ሰላም ኣብ ሶማሊያ ዝርከብ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ፆም ረመዳን ምኽንያት ብምግባር ንዓቕመ ደካማታት ሓገዝ ምግቢ ገይሩ፡፡ እቲ ሓገዝ ኣብ ደቡባዊ ሶማሊያ ክልል ጌዶ ከተማ ባርዴሬ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ…
ቢዝነስ ብመመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብቲ ዓውዲ እናተርኣዩ ዝነበሩ ፀገማት ምስትኽኻል ተኻኢሉ ኢዩ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ እናተርኣዩ ዝነበሩ ፀገማት ምስትኽኻል ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ማሕበረሰብ ዝተለዓሉ ሕቶታት ምላሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕላማ ሪፎርም ዓውዲ የትምህርቲ ህፃናት ፅሬት ዘለዎ ትምህርቲ ክበፅሖም ምግባር ኢዩ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕላማ ሪፎርም ዓውዲ የትምህርቲ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ህፃናት ፅሬት ዘለዎ ትምህርቲ ክበፅሖም ምግባር ከምዝኾነ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ማሕበረሰብ ዝተለዓሉ ሕቶታት ምላሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፅባሕ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝለዓሉ ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ክህቡ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2025 0 ዲስ አኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፅባሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምርካብ ካብ ኣባላት ባይቶ ንዝለዓሉ ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ክህቡ ኢዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ቀዳማይ መንፈቅ በጀት ዓመት 2017…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም መዓድን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሳልሳይ ፎረም መዓድን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ማእኸል ልምዓት መዓድናት ኣፍሪካ ዘሰናደኦ እቲ ፎረም÷“ራኢ ዓወታት፣ ፈተናታትን ዕድላትን መዓድን ኣፍሪካ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተካየደ ይርከብ፡፡ ኣብቲ ፎረም ኣባል ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ተግባራዊ ድሕሪ ምዃኑ ቀረብ ሸርፊ ወፃኢ ብልዑል ብርኪ ወሲኹ – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ተግባራዊ ካብ ዝኸውን ኣትሒዙ ቀረብ ሸርፊ ወፃኢ ብልዑል ብርኪ ምውሳኹ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን፡፡ እተን ሚኒስትር÷ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ማሕበረሰብ ዝተለዓሉ…