Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2025

ኣሜሪካ ኣብ  ልዕሊ ትሕዝቶታት ዓመፅቲ ሁቲ መጥቃዕቲ ኣየር ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ ኣብ  ልዕሊ ትሕዝቶታት ዓመፅቲ ሁቲ የመን መጥቃዕቲ ኣየር ከምዝፈፀመት ፕሬዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዓመፅቲ ሁቲ ኣብ ለዕሊ ኣውሮፕላናት ኣሜሪካ ሚሳኤላት ብምትኳስ…

ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍትኔትን ተረባሕቲ ፕሮጀክት ስራሕን  ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ፀገማት ዝተቓልዑ 154 ሺሕን 923 ወገናት ተረባሕቲ ዝገበር ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍትኔትን ተረባሕቲ ፕሮጀክት ስራሕን  ተጀሚሩ። ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ኢንዱስትሪን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ጃንጥራር…

ኣርሴናል ምስ ቼልሲ ሎሚ ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካይድ መበል 29 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሴናል ኣብ ሜድኡ ሰዓት 10 ምስ ቼልሲ ዝገብሮ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ኣርሴናል ክሳብ ሐዚ ብዝገበሮም ፀወታታት 55 ነጥቢ ብምውህላል ካብ…

ዓብይ ውድድር ጎደና ኢፍጣርን ቁርኣንን ሎሚ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ዓብይ ውድድር ጎደና ኢፍጣርን ቁርኣንን ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ስነ ስርዓት፥ “ቁርኣን-ፍልፍል ፍልጠትን ሰላምን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝካየድ ተገሊፁ።…

ኣብ 2ይ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ን5ይ ዓመት ምስረታን 2ይ ሓፈሻዊ ጉባኤን ፓርቲ ብልፅግና ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ-ግብር ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ፓርቲ፣ ሰብ ሃፍቲ፣ ሓለፍቲ…

339 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)339 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ፡፡ ካብ 27 ለካቲት ክሳብ 4 መጋቢት 2017 ዓ.ም ብዝተገበረ ክትትል 281 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ኣተውቲን 57 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ወፃእቲን…

ጉጅለ ላዕለዎት መኮንናት ምክልኻል ሩዋንዳ ኣብ ትካላት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ምክልኻል ሩዋንዳ ኣብ ኣውቶሞቲቭ ኢንጅነሪንግ ኢንዱስትሪ ቢሾፍቱን ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ኢትዮጵያን ዑደት ገይሩ፡፡ እቲ ልኡኽ ብዋና ዳይሬክተር እቲ ኮርፖሬሽንን ጌታቸው ሃይለማርያምን ላዕሎዎት መኮንናትን ኣቀባብላ ዝተገበረሎም…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ንዘህነፆም ኣቢያተ ትምህርቲ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ንዝርከባ 34 ካልኣይ ብርኪ ኣቢያተ ትምህርቲ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። እቲ ቤት ፅሕፈት 13 ሺሕ መፃሕፍቲ ትምህርቲ፣ 500 መፅሓፍ ዝተፅዓነሎም ታብሌት ኮምፒውተራት፣ 2 ሺሕን 500 መሕለዊ ፅሬት…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘተ መናእሰይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)"ገዛእቲ ያታታት ንምስራፅ ግደ ትውልዲ መደመር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ከተማ ዝተሰናደአ ዘተ መናእሰይ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ። መዛዘሚ መድረኽ ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኣዲስ ኣበባ ክንፊ መናእሰይ ብብርኪ ወረዳን…

ኣብ ናንጂንግ ኣብ ዝካየድ ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም 14 ኢትዮጵያዊያን ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቻይና ናንጂንግ ኣብ ዝካየድ ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝውክሉ 14 ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም፡፡ ኣብቲ ሻምፒዮና ክልተ ግዘ በዓል ክብሪ ዝኾነ መለሰ ንብረትን ሳሙኤል ተፈራ ብደቂ ተባዕትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትር ንኢትዮጵያ ክውክሉ…