Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2025

ኣብ መከፋፈሊ ጣብያታት ብዝተሳለጡ ስራሕቲ ተወሳኺ 310 ሜጋ ዋት ሓይሊ ምርካብ ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ መከፋፈሊ ጣብያታት ብዝተሳለጡ ስራሕቲ ምዕባይ ዓቕሚን ምምዕባልን ተወሳኺ 310 ሜጋ ዋት ሓይሊ ምርካብ ምኽኣሉ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ዳይሬክተር መተሓባበሪ መምርሒ ሪጅናት እቲ ትካል ጋሻው…

እንጆሪን ሳፍሮንን ንዕዳጋ ወፃኢ ዘቕርብ ኩባኒያ ናብ ስራሕ ከምዝኣቲ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘበናዊ መገዲ እንጆሪን ንእታዎት መድሓኒት ዘገልግል ዕንበባ ሳፍሮንን ብምፍራይ ንዕዳጋ ወፃኢ ዘቕርብ ኩባኒያ ኣብ ቦሌ ለሚ ኢንዱስትሪ ፓርክ ንምጅማር ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት…

ሕብረተሰብ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ሕቶታት ንከቕርብ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረተሰብ ኣብ ጉዳያት ትምህርቲ፣ ጥዕና፣ ኢኮኖሚን ኣብ ኣፍረይቲ ዓውዲታትን ሕቶታትን መብርሂን ዝደሊዩ ጉዳያት ንኸቕርብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡ ብመሰረት እዚ ሕብረተሰብ ክሳብ ፅባሕ ብማሕበራዊ ሚዲያታት ቤት ፅሕፈት…

ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ትገበሮ ተሳትፎ ንምዕባይ ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቼን ሃይ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ብመሰረት ማዕቐፍ ምትሕብባር ብሪክስ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምጥንኻርን ምድንፋዕን ዝበሉ ረብሓ ሃገራት ንምሕላው ብሓባር…

ናይ መልሲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓል ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ምሸት ናይ መልሲ ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዝካየዲ እንትኾኑ ምሸት ሰዓት 5 ኣብ ስታዲየም ኣንፊልድ ሮድ ሊቨርፑል ምስ ፒኤስጂ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። ጋንታ መርሲሳይድ ሊቨርፑል እቲ ፅዋዕ ንምዕዋት ግምት…

እስራኤል ሪፎርም ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ከምትድግፍ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣቭራሃም ንጉሴ ተዛቲዮም፡፡ ክልቲኦም ወገናት ኢኮኖሚያዊን ዲፕሎማሲያዊን ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምጥንኻር ትኹረት ብምግባር ተመያይጦም፡፡ ካብዚ…

ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ፅሓፊ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ሓዱሽ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓመድ ዓሊ የሱፍ ዘቲዮም። ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) እቶም ሓዱሽ ኣቦ ወንበር ሓላፊ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት…

ኢጋድ ኣብ ኩነታት ደቡብ ሱዳን ዝዝቲ  ህፁፅ ጉባኤ መራሕቲ ፀዊዑ

ኣዲስ ኣበባ፤ 1 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ኢጋድ ኣብ ኩነታት ደቡብ ሱዳን ንምዝታይ ህፁፅ ጉባኤ መራሕቲ ፀዊዑ። እቲ ጉባኤ ድሕሪ ፅባሕ ዝካየድ እንትኸውን፥ ኣብታ ሃገር ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ጠመተ ከምዝገብር ኣብ ኢጋድ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኢጋር ብሓዱሽ መልክዕ ኣብ…

ኣብ ወረዳ ደንዲ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ወረዳ ደንዲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሽዱሽተ ሰባት ሓሊፉ፡፡ እቲ ሓደጋ ካብ ወረዳ ግንደበረት ናብ ከተማ ጊንጪ እትጓዓዝ ዝነበረት ተሸከርካሪት ብሰንኪ ምግልባጣ ኢዩ ኣጋጢሙ ተባሂሉ፡፡ በቲ…

ኢትዮጵያ ንደቡብ ኮሪያ ቁልፊ መሓዛ እያ – ኣምባሳደር ደሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኣፍሪካ ብፍላይ ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን እተካይዶ ተሳትፎ ኢትዮጵያ ቁልፊ መሓዛ ምዃና ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ደሴ ዳልኬ ገሊፆም፡፡ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ንግድን ኢንቨስትመንትን እተካይዶ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ዘለዋ…