Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2025

ማእከላዊ እዚ ዳሎል ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእከላዊ እዚ ዳሎል ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ጅማ ይኽበር ኣሎ። ዳይሬክተር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሰራዊት ምክልኻል ብርጋዲየር ጀኔራል ሁሉሃገርሽ ደረስ፥ ደቂ ኣኒስቲዮ ምስ ደቂ ተባዕቲዮ ማዕረ ጅግንነተን ኣርእየን…

ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ኣዲስ ኮንቬንሽን ማእኸል ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ኣዲስ ኮንቬንሽን ማእኸል ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ ዑደት፥ ካብ ትካላት ጥዕና ዝተውፃእፅኡ ሰራሕተኛታት ዓውዲ ጥዕና፣ ወለንታዊያንን ሰገናትን ተሳቲፎም። እቲ ማእኸል፥ ኢትዮጵያ ብኹሎም ዓውዲታት ብዝበለፀ…

ኣማሓዳሪ ማርሳቤት መህሙድ ዓሊ ኣብ ርኽክብ ስልጣን  ገዳ ባሊ ቦረና ንምስታፍ ናብ ያበሎ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣማሓዳሪ ማርሳቤት መህሙድ ዓሊን ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኬኒያን ኣብ መበል 72 ርኽክብ ስልጣን  ገዳ ባሊ ቦረና ንምስታፍ ናብ ከተማ ያበሎ ኣትዮም። እቶም ልኡኻት ኣብ ከተማ ያበሎ እንትበፅሑ ድሙቕ ኣቀባብላ ከምዝተገበረሎም ኣብ ቢሮ ባህልን…

ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ንነፃነት ሃገረን ኣስተዋፅኦ ገይረን ኢየን- ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ንነፃነትን ምዕባለ ኢኮኖሚን ሃገረን ኣስተዋፅኦ ገይረን ኢየን ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳነት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ እንቋዕ…

6 ዓለም ለኸ በረራታት ሙሉእ ብሙሉእ ብደቂ ኣኒስቲዮ ጥራሕ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ትማሊ ምሸት ካብ ሰዓት 5፡00 ጀሚሩ  ሽዱሽተ ዓለም ለኸ በረራታት ሙሉእ ብሙሉእ ብደቂ ኣኒስቲዮ ጥራሕ ኣካይዱ። ነዚ ስዒቡ በዓል መዚ ስቪል ኣቬሽን ኢትዮጵያ ዓውዲ ኣገልግሎት ኤርናቪጌሽን ነቶም ሽዱሽተ ዓለም ለኸ በረራታት…

ዓለምለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ክልል ትግራይ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለምለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ትግራይ ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ መቐለ ይኽበር ኣሎ። እቲ ስነ ስርዓት፥ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራል፣ ክልል፣ ዞባታትን ወረዳታት ኣብ ዝተረኸቡሉ ብድምቀት ይኽበር ከምዘሎ ተገሊፁ።

ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ይኽበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ። እቲ ዕለት፥ “ስሉጥን ቀፃልነት ዘለዎን ኩለ መዳይ ለውጢ ብተሳትፎ ደቂ ኣኒስቲዮ ይረጋገፅ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ሕፁያት መኮንናት ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ይምረቑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 70 ዙር ሕፁያት መኮንናት ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ይምረቑ ኣለዉ። ኣብ ስነስርዓት እቲ ምረቓ፥ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ጀኔራል መኮንናት፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣምባሳደራት…

መቻልን ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻልን ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን፡፡ እተን ጋንታታት ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ዝገበረኦ ፀወታ 0 ን 0 ብዝኾነ…

ስትራቴጂ ግሎባል ቫይታል ንግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ዝገብሮ ድጋፍ ከምዘቐፅል ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም)ዋና ዳይሬክቴር ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ሰላማዊት ዳዊት ምስ ፕሬዚዳንት ስትራቴጂ ግሎባል ቫይታልን ዋና ፈፃሚት ስራሕ ሜሪ ኣንን (ዶ/ር) ዘትዮም፡፡ እተን ዋና ዳይሬክተር፥ እቲ ትካል ኣብ ክሊ ምዝገባ ሲቪልን ቤተሰብን ቅድመ ሐዚ ዝሰርሖም…