Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2025

ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኣብ ሃገራት ደቡባዊ ዓለም ምትሕብባር ክጠናኸር ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሃገራት ደቡባዊ ዓለም ንሓበራዊ ዕብየት ምትሕብባሮም ከጠናኽሩ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ሓቲቶም፡፡ ኣብ ብራዚል ሪዮ ዲ ጄኔሮ ክካየድ ዝፀንሐ ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ተዛዚሙ፡፡ እቶም ሚኒስተር ኣብቲ ኣኼባ…

ኢትዮጵያ ብዙሓት ልምዲታት ዝረኸበትሉ ጉባኤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትምህርቲ ኢኖቬሽን ኣፍሪካ 2025 ኢትዮጵያ ብዙሓት ልምዲታት ዝረኸበትሉ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡ ንኣብነት እውን ኣብ ውፅኢታት ቴክኖሎጂ ቋንቋ መፍትሒ ኣፍን ንትምህርቲ ዝሕግዙ ትሕዝቶታትን ብኸመይ ምስንዳእ ከምዝግባእ ልምዲ…

ሕቶ በሪ ባሕሪ ናይተይ ሕቶ እውን ኢዩ ዝብል ትውልዲ ክፍጠር ከምዘለዎ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ ባሕሪ ንመንግስቲ ጥራሕ ዝግደፍ ስለዘይኮነ ናይተይ ሕቶ እውን ኢዩ ዝብል ትውልዲን መተኣኻኸቢ ያታን ምፍጣር ከምዝግባእ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዘዘራረቦም ምሁራን ኣገንዚቦም፡፡ ነዚ ድማ ኣብቲ ጉዳይ መተኣኻኸቢ ያታ ምድጣር ከምዝግባእ ዝገለፁ…

ኣብ ሃገራዊ ኣጀንዳ ብሓባር ምዝታይን ኣፈላላያት ብዘተ ምፍታሕን ነዚ እዋን ዝምጥን ኢዩ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሃገራዊ ኣጀንዳ ብሓባር ምዝታይን ኣፈላላያት ብዘተ ምፍታሕን ነዚ እዋን ዝምጥን መገዲ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣገንዚቦም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ናይ ኮምቦልቻ ሃገራዊ ናይ ኢንዱስትሪን ፋይናንስን ኤክስፖ…

ባቡር ምድሪ ኢትዮ-ጅቡቲ ስሉጥ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል ይህብ ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባቡር ምድሪ ኢትዮ-ጅቡቲ ኣ.ማ ካብ ፅዕነት ብተወሳኺ ናይ ትራንዚት፣ ምትሕልላፍ ጉምሩክን ስራሕቲ ሎጂስቲክስን ብምውዳድ ስሉጥ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል ይህብ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እቲ ዝተጀመረ ሓዱሽ ኣገለግሎት ስራሕቲ ንግዲን ሎጂስቲክስን ከምዘሳልጥ…

ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ እንፈታ ብልፅግና ብተግባር ዝተርኣየሉ ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ እንፈታ ብልፅግና ብተግባር ዝተርኣየሉ ኢዩ ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣመራርሓን…

ህይወት ልዕሊ 70 ሰባት ዝበልዐ ፍንጀራ ብ”ሸለልትነት” ዘጋጠመ ኢዩ-ኢራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳይ ውሽጢ ዓዲ ኢራን ህይወት ልዕሊ 70 ሰባት ንክጠፍእ ምኽኒያት ዝኾነ ኣብ ልዕሊ ገዚፍ ወደብ ንግዲ እታ ሃገር  ዝበፅሐ ፍንጀራ ብ”ሸለልትነት” ዘጋጠመ ከምዝኾነ ገሊፁ። እቲ ሓደጋ ዘጋጠመ ንረብሓ ባለስቲክ ሚሳኤል ኢራን ዝውዕል  …

ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ህዝባዊ ዘተታት ተኻይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ህዝባዊ ዘተታት ተኻይዶም። ኣብቶም መድረኻት ዘተ፥ “የጥፋት እጆች እና መዘዞቹ” ዝብል ፊልሚ ቀሪቡ ምስ ተሳተፍቲ ኣብ ዝተገበረ ዘተ እቶም ተሳተፍቲ ንሰላም ዘብዒ ንምዃን ድልዋት ከምዝኾኑ ኣረጋጊፆም።…

ልዕሊ 15 ሺሕ መፃሕፍቲ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን፣ ዋና ኦዲተር ፌዴራልን ኣልጀዚራ ኣብ ኢትዮጵያን ልዕሊ 15 ሺሕ መፃሕፍቲ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ሂቦም። እቶም ትካላት ብህፃናትን ኣባፅሕን ዝንበቡ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶ ዘለዎም መፃሕፍቲ ኢዮም ኣበርኪቶም።…

ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ማዕቐፍ ብሪክስ ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ንኩለመዳይ ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት እተን ሃገራት ኣፅንኦት ብመሃብ ኣብ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገን ጉዳያትን ትኹረት ገይሮም፡፡…