ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኮምቦልቻ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኮምቦልቻ ኣቲዮም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ÷ ማእኸል ኢንዱስትሪ ሃገርና ናብ ዝኾነት ከተማ ኮምቦልቻ ኣቲና” ኢሎም።…