Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2025

ኣትሌት ሓጎስ ገ/ህይወት ኣብ ውድድር ጉያ ግራንድ ስላም ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ንፈለማ እዋን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ትራክ ግራንድ ስላም ብ3 ሺሕ ሜትሮ ነዊሕ ርሕቐት ደቂ ተባዕትዮ ተዓዊቱ። ኣብ ኪንግስተን ኣብ ዝተኻየደ ልዑል ንሕንሕ ዝተርኣየሉ ውድድር÷ ኣትሌት ሓጎስ ነቲ ርሕቐት…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኣኼባ ሕብረት ፓርላማ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ጉጀለ ልኡክ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፓርላማን ኣብ ከተማ ኡዝቤኪስታን ታሽከንት እናተኻየደ ዝርከብ መበል 150 ዓለም ለኸ ሕብረት ፓርላም (አይፒዩ) እናተሳተፉ ይርከቡ፡፡ ኣብቲ…

ናብ ውሽጢ ሃገር ዝተጓዓዓዘ መጠን ዘበናዊ ዱኽዒ 9 ነጥቢ 6 ሚሊየን ኩንታል በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2017/18 ናብ ሃገር ንምእታው ካብ ዝተሓሰበ 24 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ክሳብ ትማሊ ልዕሊ 10 ነጥቢ 7 ሚሊየን ኩንታል ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ፡፡ 55 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዳፕ ዝፀዓነት መርከብ እውን ኣብ…

ክልል ኦሮሚያ 1 ሺሕን 402 ናይ ማሕረስ ትራክተራት ንሓረስቶት ከረክብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ኦሮሚያ 1 ሺሕን 402 ናይ ማሕረስ ትራክተራት ሎሚ መዓል ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ንሓረስቶት ከምዘረክብ ኣፍሊጡ፡፡ እተን ትራክተራት ዝርከቡ ሓረስቶት፣ ንሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ዩኒየናትን ንመንግስቲ እቲ ክልል ብዘቕረቡዎ ሕቶ መሰረት…

ክልል ጋምቤላ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ጋምቤላ ዝተፈላለዩ ሽመታት ከምዝሃበ ኣፍሊጡ፡፡ ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ቻም ኡቦንግ - ሓላፊ ቢሮ ከባቢን ንብረት ኣየርን እቲ ክልል ኣይተ ኮንግ ጆክ - ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላን ከተማታት እቲ ክልል…

ቤት ትምህርቲ ላዕለዋይ መሰልጠኒ ሰብ ፍሉይ መዓርግ ጦላይ ሰልጠንቲ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ትምህርቲ ላዕለዋይ መሰልጠኒ ጦላይ መበል ዓስራይ ዙር ምልምል ወተሃደራትን መበል 27  ሰብ ፍሉይ መዓርግን ሰልጠንቲ ኣመሪቑ። ዋና ኣዛዚ ቤት ትምህርቲ ላዕለዋይ መሰልጠኒ ሰብ ፍሉይ መዓርግ ጦላይ ብርጋዴር ጄኔራል ጡምሲዶ ፊታሞ፥ እቶም…

ኢትዮጵያ ገና ፈሊጣ ዘይወደአቶም ፀጋታት መኣድን ኣለውዋ- ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ገና ፈሊጣ ዘይወደአቶም ፀጋታት መኣድን ኣለውዋ ክብሉ ሚኒስትር መኣድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ገሊፆም። ኢትዮጵያ ሓዊሱ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ዓውዲ መዓድን ዘለወን ሃፍቲ ፈሊጠን ከምዘይወደኣ ሓቢሮም። ኣብቲ ዓውዲ ብዙሓት…

በዓል ሹዋሊድ ዓለም ለኸ ቅርስነቱ ብዝምጥን መገዲ ብድሙቕ ኩነታት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ሹዋሊድ ዓለም ለኸ ቅርስነቱ ብዝምጥንን ክብሪታት ኢትዮጵያ ብዘድምቕን መገዲ ብድሙቕ ኩነታት ተኸቢሩ ከምዝተዛዘመ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ኣፍሊጦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ኣትሌት ደሳለኝ ዳኘውን የግሌ እሸቱን ኣብ 2017 ዓብዪ ጒያ ጅማ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ደሳለኝ ዳኘውን የግሌ እሸቱን ኣብ 2017 ውድድር ዓብዪ ጒያ ጅማ ተዓዊቶም። ሎሚ ንጎሆ ኣብ ከተማ ጅማ ኣብ ዝተገበረ ውድድር 15 ኪሎ ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ደሳለኝ ዳኘው ቀዳማይ እንትወፅእ፥ ጃፋር ጀማል ካልኣይ፣ ኣብዩት ሞገስ…

ኣትሌት ድርቤ ወልተጂ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ጃማይካ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድር ግራንድ ስላም ትራክ ኣትሌት ድርቤ ወልተጂ ብደቂ ኣኒስቲዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ተዓዊታ። ኣትሌት ድርቤ ነቲ ርሕቐት 4:04.51 ብዝኾነ ጊዘ ብምምዝዛም ቀዳመይቲ ኮይና። እታ ኣትሌት…