Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2025

ባህር ዳር ከተማን ስሑል ሽረን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህር ዳር ከተማን ስሑል ሽረን ብዘይ ሸቶ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ ባህር ዳር ከተማ ብ34 ነጥቢ ኣብ 3ይ ደረጃ እንትትቅመጥ÷ ስሑል ሽረ ብ16 ነጥቢ ኣብ 17 ደረጃ ትርከብ፡፡…

ፖሊስ ፌዴራል ንግድብ ህዳሰ ልዕሊ 254 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ከምዘዋፀአ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዕድጊት ቦንድ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ምትእኽኻባት እቶት ብምክያድ ልዕሊ 254 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ብምውፃእ ኣታዊ ምግባሩ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል ፖሊስ ፌዴራል ረዳት ኮሚሽነር ሞገስ ቸኮል ኣመራርሓን ኣባላትን…

ብዝሃ ዓውደታት ሪፎርም ፅህያይ ካብ ስርናይ ይፈልይ ኣሎ- ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዝጀመረቶም ብዝሃ ዓውደታት ሪፎርም ፅህያይ ካብ ስርናይ ንምፍላይ ብዘገርም መገዲ ዓወት ኣብ ምፍፃም ይርከብ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡…

4ይ ሓራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ኡጋንዳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ይ ሓራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ኡጋንዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት÷ ክልተኣዊ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻርን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስምምዕ ንምፍፃምን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።…

ቻይና ፈላማይ ኣብራሪ ዘይብሉ ናይ ታክሲ ትራንስፖርት ኣየር ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ቻይና ኣብ ዓለም ፈላማይ ዝኾነ ኣብራሪ ዘይብሉ ናይ ታክሲ ትራንስፖርት ኣየር ኣብታ ሃገር ንኽትግገበር ፍቓድ ምሃቡ ተገሊፁ፡፡ በቲ ትካል ፍቓድ ዝተውሃም ኢ ሃንግ ሆልዲንግን ሄፊ ሄይን ዝተብሃሉ ትካላት መገዲ ኣየር ዘቕረቡዎ…

ኦቲዝም እንታይ እዩ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኦቲዝም ሕማም ዘይኰነስ ሓደ ሰብ ሒዝዎ ዝውለድን ንምሉእ ዕድመ ዝፀንሕን ኵነታት እዩ። ሕክምናዊ መፀውዒኡ ‘ኦቲዝም ስፔክትረም ዲስኦርደር’ ወይ ኤኤስዲ ይበሃል። ገለ ሰባት ግን ኣብ ክንዲ ኤኤስዲ፥ “ኦቲዝም ስፔክትረም ኮንዲሽን” ወይ ኤኤስሲ…

ኬቨን ዲብሮይነ ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ካብ ማንቼስተር ሲቲ ከምዝለቅቕ ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤልጂየማዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ማእኸል ጋንታ ማንቼስተር ሲቲ ኬቨን ዲብሮይነ ድሕሪ ትሽዓተ ዓመት ፃሒት ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ካብታ ጋንታ ከምዝፈላለ ኣረጋጊፁ፡፡ እቲ ተፃዋታይ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዎ ኩንትራት ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር…

ሓይሊ  ኣየር ኢትዮጵያ ህልውና ሃገር ብጅግንነቱ ምፅንዑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ  ኣየር ኢትዮጵያ ልኡኹ ብኣተኣማማኒ ምውፅኡን ህልውና ሃገር ብጅግንነቱ ምፅንዑን ኣፍሊጡ። ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ፥ ብሞያ ኣቪዬሽን ነቲ ትካል ንከገልግሉ ናብ ስልጠና ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር ዝተፀንበሩ ምልምል…

መድረኽ መኣዲ ኪነ-ጥበብ ኣብርሆት ይሳለጥ አሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዩ ግድብ ህዳሰ እምነ ኩርናዕ ዝተነበረሉ መበል 14 ዓመት ኣመልኺቱ መድረኽ መኣዲ ኪነ-ጥበብ ኣብርሆት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ "ኢትዮጵያ ትኽእል እያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተሳለጠ ዝርከብ እቲ መድረኽ ዘሰናድኦ ቢሮ ባህሊ…

ካብ መሸጣ ካርቦን 70 ሚሊየን ዶላር ንምርካብ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ካብ ካርበን መሽጣ 70 ሚሊየን ዶላር ንምርካብ ዘኽእል መረዳድኢ ስምምዕነት ምስ ዝተፈላለያ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ምክያዳ ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ከበደ ይማም ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን…