Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2025

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ወነንቲ መንበሪ ገዛ ንምግባር ዝዓለመ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ወነንቲ መንበሪ ገዛ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ውዕሊ ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነ ቢሮ ልምዓት ኣባይቲን ምምሕዳርን ከተማ ኣዲስ ኣበባን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ኢዩ ተፈሪሙ፡፡ ብመሰረት እዚ…

ሞሓመድ ሳላህ ኮኸብ ተፃዋታይ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ እዚ ዓመት ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ጋንታ ሊቨርፑል ግብፃዊ ሞሓመድ ሳላህ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብሉፅ ተፃዋታይ ዘበነ ውድድር 2024/25 ብምዃን ተመሪፁ፡፡ ሳላህ ኣብዚ ውድድር ዓመት ንሊቨርፑል ኣብ ዝገበሮም 37 ፀወታታት፤ 28 ሸቶታት ኣመዝጊቡ 18…

ግራቨንበርግ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብሉፅ መንእሰይ ተፃዋታይ እዚ ዓመት ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ማእኸል ጋንታ ሊቨርፑል ግራቨንበርግ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብሉፅ መንእሰይ ተፃዋታይ ዘበነ ውድድር 2024/25 ብምዃን ተመሪፁ፡፡ ወዲ 23 ዓመት ተፃዋታይ ግራቨንበርግ ካብ እንግሊዛዊ ትሬንት ኣሌክሳንደር ኣርኖልድ ቀፂሉ…

ኣፍሪካ ርእሳ ንምኽኣል ዝሓዘቶም ሸቶታት ንኽዕወቱ ኣህጉራዊ ምትሕብባር ምጥንኻር

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካ ብኹሉ መዳይ ርእሳ ንምኽኣል ዝሓዘቶም ሸቶታት ንኽዕወቱ ኣህጉራዊ ምትሕብባር ብዝበለፀ ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሃደራ ኣበራ ገሊፆም። ነበር ትካል ሓድነት ኣፍሪካ ናይ ሕዚ ሕብረት ኣፍሪካ…

ምፍርራም ስምምዕነት ኢትዮጵያን ብራዚልን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ብራዚልን ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ብሓባር ንምስራሕ ክልተኣዊ ስምምዕነት ከምዝተፈራረማ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ልኡልሰገድ ታደሰ ገሊፀን፡፡ ኢትዮጵያ ተሞክሮኣ ዘካፈለትሉ ካልኣይ ጉባኤ ውሕስና ምግቢ፣ ጥሜት ምክልኻልን ልምዓት ገፀርን…

ንክልል ትግራይ ናብ ጎንፂ ንምእታው ዝፅዕሩ ሒደት ነበር ኣመራርሓን ኣባላትን ህወሓት ህዝቢ የኣኽለኩም ክብሎም ይግባእ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንክልል ትግራይ ዳግም ናብ ጎንፂ ንምእታው ዝፅዕሩ ሒደት ነበር ኣመራርሓን ኣባላትን ህወሓት ህዝቢ ብሓባር የኣኽለኩም ክብሎም ከምዝግባእ ሚኒስትር ኣማኻሪ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣይተ ጌታቸው ረዳን ሚኒስትር…

ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ምስ መሰል ትካላት ክንሰርሕ ኢና – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ብፈጠራን ቴክኖሎጂን ዝተሓገዘ ስራሕ ንምትግባር ዝጀመረት ኢትዮጵያ ምስ መሰል ትካላት ናይ ምስራሕ መምርሒ ከምትኽተል ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኾምን ኣብ…

ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2017 ልዕሊ 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2017 ልዕሊ 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተሰናደአ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ሓምለዋይ ኣሰር ዝተጎድአ መሬት ዳግም ንኽግርብ፣ ጠሊ መሬት ንኽውስኽ፣ መጠን ማያዊ ኣካላት ንኽውስኽ ከምዝገበረ ኣብቲ ሚኒስቴር መሪሕ…

ኢትዮጵያ ቡና ንኢትዮጵያ መድን ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 31 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ቡና መሪሕ እቲ ሊግ ንዝኾነት ጋንታ ኢትዮጵያ መድን 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ኢትዮጵያ ቡና ራምኬል ጀምስ ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝጊቡዋ፡፡…

ኣርባ ምንጭ ከተማን ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 31 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣርባ ምንጭ ከተማን ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን 1 ን 1 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን፡፡ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ናትናኤል ሰለሞን ከምኡ እውን ንኣርባ ምንጭ ከተማ ታምራት እያሱ…