ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ጄኔራል ማሪን ኮርፕስ ኣሜሪካ ዘቲዮም Desta Jun 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤ ምሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ጄኔራል ማሪን ኮርፕስ ኣሜሪካን ኣዛዚ ኣፍሪኮምን ምስ ዝኾኑ ጄነራል ማይክል ላንግሌይ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚከዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዊ መልእኽቲ፥ ጄኔራል ማሪን ኮርፕስ ኣሜሪካን…
ቢዝነስ ቀጣናዊ ዝምድና ንግዲ ንምጥንኻር ዝዓለመ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Desta Jun 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤ ምሲ)ግደ ንግዲን ዓውዲ ውልቀን ንምጥንኻር ዝዓለመ "ኢኮትሬድ" ፕሮጀክት ሎሚ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት “ብውልቀ ዓውዲ ዝምራሕ ሰንሰለት እሴት ክብ ብምባል ዝምድና ንግዲን ኢኮኖሚን ኢትዮጵያ ምጉልባት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክትግበር። ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ፍርያት ሕርሻ ዝተውሃበ ፍቓድ ድለላ ተሰሪዙ Desta Jun 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣብ ዓውዲ ፍርያታት ሕርሻ ዝተውሃበ ፍቓድ ድለላ ሙሉእ ብሙሉእ ተሰሪዙ ኢሉ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣብዱልሃኪም ሙሉ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ÷ ኣብቲ ዓውዲ ምንም እታወት እንተይወሰኹ ስርዓት ንግዲ ዝርብሹ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ኣዋጅ ምስ ዓለም ለኸ ሕግታት ዝተጠዓዓመ እዩ- ግልጋሎት ደሕንነት ፋይናንስ mizan mekonen Jun 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብገበን ዝተረኸበ ንብረት ወይ ድማ ገንዘብ ሕጋዊ ኣምሲሉ ምቕራብን ንግብረ ራዕዲ ብገንዘብ ምሕጋዝን ንምቁፅፃርን ንምክልኻልን ዝተመሓየሸ ኣዋጅ ግብረ ራዕዲ ንምክልኻልን ገበን ንምቁፅፃርን ዘኽእል ከምኡ እውን ምስ ዓለም ለኸ ሕግታት ዝተጠዓዓመ እዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንሓደሽቲን መስፋሕፍሒን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት መስርሒ ቦታ ቁልፊ ኣረኪበን mizan mekonen Jun 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንሓደሽቲን መስፋሕፍሒን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት መስርሒ ቦታ ቁልፊ ኣረኪበን፡፡ እተን ከንቲባ ንማሕበረሰብ ንግዲን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ኣብ ዘዛተናሉ እዋን ኣብ ዘቕረብዎ ሕቶ መሰረት ምላሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተግባራዊ እናተገበረ ዝርከብ ሪፎርም ንዓማዊል ፅርየት ዘለዎ ግልጋሎት ንምሃብ ዘኽእል እዩ – እቲ ግልጋሎት mizan mekonen Jun 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ተግባራዊ እናተገበረ ዝርከብ ሪፎርም ንዓማዊል ፅርየት ዘለዎ ግልጋሎት ንምሃብ ዘኽእል እዩ ኢሉ፡፡ እቲ ግልጋሎት ዝገበሮ ፖሊሲን ምምሕያሽ ኣሰራርሓ ስራሕ ኣመልኪቱ ምስ ተወከልቲ መራኸብቲ ሓፋሻት ዘተ ገይሩ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተማልአ ነፃነት ዕብየት ኢኮኖሚ ባህሊ ስራሕ ንምዕባይ ቁልፊ ጉዳይ እዩ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል mizan mekonen Jun 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝተማልአ ነፃነት ዕብየት ኢኮኖሚ ባህሊ ስራሕ ንምዕባይ ቁልፊ ጉዳይ እዩ ኢለን ሚኒስትር ክእለት ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል፡፡ ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስትሪ ስራሕን ክእለትን ብምትሕብባር "ባህሊ ስራሕን ኣፍራይነትን ንልኡላውነት ሃገር" ብዝብል…
ቢዝነስ 7ይ ዓውደ ምርኢት ንግዲ ‘ኣግሮ ፉድ’ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ mizan mekonen Jun 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቻይና፣ ጀርመን፣ ህንዲ፣ ስዑዲ ዓረብ፣ ቱርኪን ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብን ሓዊሱ 14 ሃገራት ዝሳተፍሉ 7ይ ዓውደ ምርኢት ንግዲ ‘ኣግሮ ፉድ’ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሚሊንየም ኣዳራሽ ምክያድ ጀሚሩ። ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ 14 ሰነ 2017 ዓ.ም ዝካየድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ወፃኢ ንግዲ 7 ነጥቢ 2 ቢሊዮን ዶላር ኣታዊ mizan mekonen Jun 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 11 ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ ልዕሊ 7 ነጥቢ 2 ቢሊዮን ዶላር ኣታዊ ረኺባ፡፡ ሚኒስትር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣፈፃፅማ ትልሚ 11 ኣዋርሕ ሪፖርት እቲ ትካል ሎሚ ናብ ቤት ምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ጉባኤ ምምሕዳር ግልጋሎት መንግስቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ mizan mekonen Jun 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 10ይ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ጉባኤ ምምሕዳር ግልጋሎት መንግስቲ ካብ ቀዳም ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ መኩሪያ ሃይለ (ዶ/ር) ነቲ ጉባኤ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፤ ጉባኤ ምምሕዳርን…