ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣፍልጦ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ሎሚ መዓልቲ ንዘመረቖም ፕሮጀክታት ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ተለጊሱዎ። እቲ ዩኒቨርሲቲ በዓል ምስረትኡ ምኽንያት ብምግባር ዘመረቖም 22 ፕሮጀክታት ንኽዛዘሙ ምሕዝነቶም ዘንዘርአዩ ትካላት ሰርተፊኬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኪነ ጥበብ ኣብ መንነት ሃገር ዕቤትን ቁልፊ ግደ ይፃቱ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ጥበብ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ጥበባት ንመንነት ሃገርን ዕቤትን ቁልፊ ከምዝኾኑን ባሃላዊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ህንዲ ሄሊኮፕተር ተሓምሺሻ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሰሜን ህንዲ ግዝኣት ኡታራክሃንድ ሎሚ መዓልቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምምሕምሻሽ ሄሊኮፕተር ህይወት ሸውዓተ ሰባት ሓሊፉ፡፡ እቲ ሓደጋ እታ ሄሊኮፕተር ምብራር ምስ ጀመረት ኣብ ውሽጢ ሒደት ደቓይቕ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ሰብ መዚ እቲ ከባቢ ተዛሪቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ብ4 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዘህነፆም ፕሮጀክታት መሪቖም Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ዩኒቨርሲቲ ጎንደር 4 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዘህነፆም 22 ፕሮጀክታት መሪቖም ከፊቶም፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ጋህዲ ንኽኸውን ልኡኽቱኡ ብብቕዓት ይዋፃእ ኣሎ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንኽኸውን ልኡኽቱኡ ብብቕዓት ይዋፃእ ኣሎ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡ ሳልሳይ ዓመት ምስረታ ኮር ህዳሰ "ህዳሰ ብህዳሴ ኮር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወፍሪ ክታበት ፖሊዮ ክሳብ ሕዚ 15 ነጥቢ 3 ሚሊየን ህፃናት ተኸቲቦም Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣብ 2ይ ዙር ወፍሪ ክታበት ሕማም ፖሊዮ ክሳብ ሕዚ 15 ነጥቢ 3 ሚሊየን ህፃናት ተኸቲቦም ኢሉ፡፡ ኣብቲ ኢንስቲትዩት መተሓባበሪ ምላሽ ለበዳ ሕማም ፖሊዮ ኣይተ ሚኪያስ ኣላዩ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህፃናት ናይ ፅባሕ ተረከብቲ ሃገር ንኸኾኑ ዝስርሑ ተግባራት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ ምምሕዳር ህፃናት ናይ ፅባሕ ተረከብቲ ሃገር ንኸኾኑ ዝስርሑ ተግባራት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም ኢለን። መበል 35 መዓልቲ ህፃናት ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣደባባይ ደቂ ኣንስትዮ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ህንዲ ብዝተሓምሸሸት ሓደጋ ኣውሮፕላን ዝሞቱ ሰባት ቁፅሪ 270 በፂሑ mizan mekonen Jun 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ህንዲ ብዝተሓምሸሸት ሓደጋ ኣውሮፕላን ዝሞቱ ሰባት ቁፅሪ 270 በፂሑ፡፡ እታ ኣውሮፕላን ካብ ትሕምሸሽ ሳልሳይ መዓልታ ዘቑፀረት በቲ ሓደጋ 270 ሰባት ህይወት ከምዝቀጠፈን ሓደ ተሳፋሪ ብህይወት ምትራፉ ይዝኸር፡፡ ካብቶም ሞንጎ ዝሞቱ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራከብቲ ሓፋሽ ብኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ብምሕጋዝ ብሄራዊ ረብሓ ንምኽባር ክሰርሑ ይግባእ mizan mekonen Jun 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መራከብቲ ሓፋሽ ብኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ብምሕጋዝ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ንምኽባር ክሰርሑ ኣለዎም ኢሎም ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳኒኤል ክብረት። ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ሰንበት…
ስፓርት ሪያል ማድሪድ ውዕል ራውል ኣሴንሲዮን ኣናዊሓ mizan mekonen Jun 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሪያል ማድሪድ ስፔናዊ ተኸላኻላይ ራውል ኣሴንሲዮን ምስ ክለቡ ዝነበሮ ውዕሊ ክሳብ 2031 ኣናዊሓ። ወዲ 22 ዓመት ተፃዋቲ ተኸላኻላይ ራውል ኣሴንሲዮን ኣብ ሪያል ማድሪድ ክሳብ 2029 ዝፀንሕ ኮንትራት ንተወሳኺ ክልተ ዓመታት ዘፅንሕ…