ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ግዕዝይና ንምቅላስ ጠንኪረን ክሰርሓ ይግባእ- ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) Desta Jun 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ግዕዝይና ንምቅላስ ጠንኪረን ክሰርሓ ይግባእ ኢሎም ሓላፊ ርክብ ህዝብን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)። ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክልል ኦሮሚያ፥ "ሚዲያ ንህንፀት ስነ ምግባርን ሰናይ ምምሕዳርን"…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል ሻውዓይ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ሓምለዋይ ኣሰር ይካየድ ኣሎ Desta Jun 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል ሻውዓይ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ሓምለዋይ ኣሰር ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ "ብምትካል ምብራኽ" ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ÷ ኣብታ ከተማ ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓመታት 85 ሚሊየን ፈልስታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ባህርዳር ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ Desta Jun 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ባህርዳር ሰላም ዝሓትት ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። እቶም ተሰለፍቲ ካብ ሽዱሽቲአን ክፍላተ ከተማን ጎረባብቲ ወረዳታትን ብምብጋስ ናብ ስታዲየም ኣፄ ቴዎድሮስ ጭርሖታት ብምሓዝ ከምዝመፅኡ ኣሚኮ ፀብፂቡ። ንክልልና ዘድሊያ ሰላም ኢዩ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ወልዲያን ደብረ ታዎርን ህዝባዊ ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ Desta Jun 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ወልዲያን ደብረ ታዎርን ኣድላይነት ሰላም ዝገልፅን ዝካየዱ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዝድግፍን ህዝባዊ ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ፥ ልምዓትን ዘላቒ ሰላምን ንክመፅእ ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ንዝገበሩ ሰብ መዚ ፌዴራልን ክልልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሰቆጣን ፍኖተ ሰላምን ህዝባዊ ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ Desta Jun 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ዋግ ኽምራ ብሄረሰብ ከተማ ሰቆጣ ህዝባዊ ሰላማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ፥ ነበርቲ፣ ሰራሕተኛ መንግስቲን ነበርቲ ወረዳታት እቲ ከባቢን ተረኺቦም። ብተመሳሳሊ ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ከተማ ፍኖተ ሰላም ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ንሰላም ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ደሴ፣ ደብረ ብርሃን፣ ደብረ ብርሃን፣ ኮምቦልቻን ሃርቡን ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ንሰላም ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይሳለጥ ኣሎ። መንግስቲ ዘቕርቦ ፃውዒት ሰላምን ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊን ዝድግፉ ሰለማዊ ሰልፍታት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጆርጅ ኤሎምቢ ፕሬዚዳንት ባንኪ አፍሪኤግዚም ኮይኖም mizan mekonen Jun 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካሜሩን ዜግነት ዘለዎም ጆርጅ ኤሎምቢ ፕሬዚዳንት ባንኪ ኤክስፖርት ኢምፖርት (አፍሪኤግዚም) ኮይኖም ተመሪፆም፡፡ እቶም ተመረፅቲ ፕሬዚዳንት ናይቲ ባንኪ ቦርድ ዳይሬክተርን ብኣቦ ወንበርነትን ክመርሑ እዮም፡፡ ኤሎምቢ ዝተመረፁ እቲ ባንኪ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኩሉ ብበዓል ዋንነት ዝሳተፈሉ እዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ mizan mekonen Jun 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኩሉ ዜጋ ሃገር ንምልወጥ ብበዓል ዋንነት ዝሳተፈሉ ኣሰር ወለዶ እዩ ኢሎም፡፡ ሎሚ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፣ ምክትል ፕሬዚዳንት ናይጀርያ ካሺም ሼቲማንን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣፍሪካ ዘመናዊ ድኹዒ ካብ ወፃኢ ምእታው ደው ክተብል እያ – ኣሊኮ ዳንጎቴ mizan mekonen Jun 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅሉ 40 ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ዝኣቱ ዘመናዊ ድኹዒ ደው ክተብል እያ ኢሎም በዓል ሃፍቲ ናይጀርያ ኣሊኮ ዳንጎቴ። እቶም በዓል ሃፍቲ ኣብ ናይጀርያ ከተማ ኣቡጃ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ባንኪ ኣፍሪኤክሲም ከምዝበልዎ፤ ኣፍሪካውያን ዘመናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ዓመት 12 ክፍሊ ፈተና ምድላዋት ተዛዚሙ mizan mekonen Jun 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ምምዛንን ፈተናን ትምህርቲ ሎሚ ዓመት 12 ክፍሊ ናይ መወዳእታ ፈተና ምድላዋት ዛዚመ ኢሉ። ምስ ፋና ዲጂታል ፃንሒት ዝገበሩ ዋና ዳይሬክተር ግልጋሎት ምምዛንን ፈተናን ትምህርቲ ኣይተ እሸቱ ከበደ (ዶ/ር) ከምዝገለፅዎ፤ ወረቐት እቲ ፈተና…