ናህሪ ዋጋ ኣብ ኢትዮጵያ ንኣስታት 20 ዓመት ብተኸታታሊ እናዓበየ መፂኡ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትይር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናህሪ ዋጋ ኣብ ኢትዮጵያ ንኣስታት 20 ዓመት ብተኸታታሊ እናዓበየ መፂኡ ኢዩ ኢሎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ነዚ ዝገለፁ፥ ብዛዕባ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ፣ እዋናዊ ፈተናታትን ቀፃሊ ኣንፈትን ኣብ ዝገበርዎ ካልኣይ…