ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚድሮክ ልዕሊ 170 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲ ሕክምና ኩላሊት ደገፍ ገይሩ mizan mekonen Jul 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ልዕሊ 170 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲ ሕክምና ኩላሊት ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ደገፍ ገይሩ። ነዚ ደገፍ ዝተረኸባ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ከምዝበልኦ÷ ሚድሮክ 20 ንኩላሊት ዳያሊሲስ ማሽናትን 10…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልታት ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ዝናብ ክረምቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ mizan mekonen Jul 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝናብ ክረምቲ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልታት ኣብ ብርክት ዝበሉ ከባቢታት እታ ሃገር ክሕይልን ክሰፍሕን እዩ ኢሉ ኢንስቲትዩት ሜትሮሎጂ ኢትዮጵያ። እቲ ኢንስቲትዩት ናብ ፋና ዲጂታል ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ÷ ኣብ ወርሒ ሓምለ ዝናብ ክረምቲ ክሓይልን ኣብ ብዙሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዚ ዓመት ታሪክ ተፀባይነት ኢትዮጵያ ንምቕያር መሰረት ዘንበሩ ስራሕቲ ተሰሪሖም – ኣይተ ኣደም ፋራህ mizan mekonen Jul 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2017 ካብ ተፀባይነት ንምውፃእ ዝተሰርሑ ስራሕቲ፣ ታሪኽ ተፀባይነት ኢትዮጵያ ንምቕያር መሰረት ዘንበሩ እዮም ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንትን ዋና ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ። ፓርቲ ብልፅግና ኣብ በጀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ገምጋም መዛዘሚ ፓርቲ ብልፅግና ምክያድ ጀሚሩ mizan mekonen Jul 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መድረኽ ገምጋም መዛዘሚ ፓርቲ ብልፅግና 2017 ስራሕቲ በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ዋና ቤት ፅሕፈት ሓላፊ ኣይተ ኣደም ፋራህ ከምኡ’ውን ዋና ቤት ፅሕፈት፣ ኣመራርሓ ቤት ፅሕፈት…
ስፓርት ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ናይጀርያ ኣምሪሑ mizan mekonen Jul 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ን 18ን ዓመትን ኣትሌቲክስ ሻምፒዮን ንምስታፍ ናብ ናይጄርያ ኣቡኩታ ኣቅንዑ። ካብ 16 ክሳብ 20 ሓምለ 2025 ኣብ ናይጀርያ ኣቡኩታ ኣብ ዝካየድ ሃገራት ኣፍሪካ ትሕቲ 20ን 18…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን ቀውዒ ክሳብ ሕዚ 7 ሚሊየን ሄክታር ብዘርኢ ተሸፊኑ mizan mekonen Jul 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ እዋን ቀውዒ 2017/18 ክሳብ ሕዚ 7 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብዘርኢ ተሸፊኑ ኢሉ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ከምዝበልዎ÷ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ኣብ ቀውዒ፣ ሓጋይን ከምኡ እውን ስራሕቲ ልምዓት መስኖ…
ስፓርት ክለባት ፍፃመ ዋንጫ ዓለም ሎሚ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ዝተረኸብሉ ክካየድ እዩ mizan mekonen Jul 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ክለባት ዋንጫ ዓለም ፈረንሳይ ፒኤስጂን እንግሊዛዊ ቼልሲን ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ብሃንቀውታ ትፅቢት ይግበር። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ስታድየም ሜት ላይፍ ኣብ ዝካየድ ናይ መወዳእታ ፀወታ ክሳተፉ ትፅቢት ከምዝግበር ቢቢሲ ፀብፂቡ።…
ስፓርት ንትሕቲ 18 ክሳብ 20 ዓመት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩ Desta Jul 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒዮና ኣፍሪካ ንዝሳተፉ ትሕቲ 18 ክሳብ 20 ዓመት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩ። ኣብ ክልቲ ብርኪታት ዕድመ ኣብ ዝግበሩ ውድድራት ኢትዮጵያ ብኹሎም ፆታታት ብ28 ኣትሌታት ክትሳተፍ ኢያ። ናይ ምድላው እዋን ምንኣስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ፅርይቲን ዝሓሸት ኢትዮጵያን ንምህናፅ ይሕግዝ ኣሎ Desta Jul 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ፅርይቲን ዝሓሸት ኢትዮጵያን ንምህናፅ ይሕግዝ ኣሎ ኢለን ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ለሊሴ ነሜ (ኢ/ር)። እቲ በዓል መዚ ምስ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ክልል ኦሮሚያ ብምትሕብባር ኣብ ከተማ ሸገር ተኸላ ፈልሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃፍቲ ሰብና ቁጥብን ፍትሓዊን ብዝኾነ መገዲ ክንጥቀመሉ ይግባእ- ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር) Desta Jul 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃፍቲ ሰብና ቁጥብን ፍትሓዊን ብዝኾነ መገዲ ክንጥቀመሉ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)፥ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ወላይታ ከተማ ሻንቶ ብልዕሊ 208 ሚሊየን ብር…