ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሳትፎ ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ብሪክስ ብሓፈሻ ውፅኢታዊ ነይሩ- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) mizan mekonen Jul 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ብራዚል ሪዮ ዲ ጄኒሮ ዝካየድ ኣብ ዘሎ ጉባኤ ብሪክስ ተሳትፎ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ውፅኢታዊ ነይሩ ኢሎም ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)፥ ብቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኣይ ለውጢ ንካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ዘነቓቕሕ ኢዩ- ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ Desta Jul 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኣይ ለውጢ ንካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ዘነቓቕሕ ኢዩ ኢሎም ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ አሊ ዩሱፍ። ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ኣብ ዝተጀመረ ጉባኤ ዕድል ስራሕ ኣፍሪካ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ኣብ ኣዲስ…
ስፓርት ኢቫን ራኪቲች ካብ ኩዕሶ እግሪ ወፂኡ mizan mekonen Jul 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ክሮሺያዊ ነበር ተፃዋቲ ባርሴሎና ኢቫን ራኪቲች ባዕሉ ካብ ኩዕሶ እግሪ ምውፅኡ ዕላዊ ገይሩ። እዚ ወዲ 37 ዓመት ክሮሽያዊ ካብ ባርሴሎና ብተወሳኺ ንክለብ ስፔን ሲቪያን ንክለብ ሳውዲ ኣልሻባብ ምፅዋቱ ይዝከር፡፡ ኢቫን ራኪቲች ንክለቡን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕልምና ንኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኮነ ንኣፍሪካ ዝሃንፅ ወለዶ ምፍጣር እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን mizan mekonen Jul 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓቋፊ ስራሕ ዕድል ፈጠራ ብምዕባይ ሕልምና ንኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣፍሪካ እውን ዝሃንፅ ወለዶ ምፍጣር እዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። 3ይ ፎረም ዕድል ፈጠራ ስራሕ ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ቴክሳስ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ቁፅሪ ዝሞቱ 82 በፂሑ mizan mekonen Jul 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፈ ብዓርቢ ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ቴክሳስ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ዝሞቱ ሰባት 82 በፂሑ። ኣብታ ግዝኣት ብዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝበፅሐ ሓደጋ ውሕጅ ካብ ሞንጎ እቶም ዝሞቱ 28 ህፃናት ምዃኖም ተገሊፁ፡፡ በቲ ሓደጋ ካብ ዝሞቱ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ mizan mekonen Jul 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 3ይ ፎረም ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ፎረም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ፣ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል፣ ሚኒስትራት ኣፍሪካ…
ቢዝነስ ካብ ወፃኢ ቡን ልዕሊ 2 ነጥቢ 24 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ mizan mekonen Jul 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ዕዳጋ ቡን ዝቀረበ ፍርያት ቡና ልዕሊ 2 ነጥቢ 24 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ኢሉ፡፡ ፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝብን ኮሙኒኬሽን እቲ በዓል መዚ ኣይተ ሳህለማርያም ገብረመድህን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪክስ ንዓለም ለኻዊ ለውጢ ዝሰርሕ ብርቱዕ ሓይሊ ናብ ምዃን ተሸጋጊሩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jul 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ሪዮ ዲ ጄኒሮ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 17 ጉባኤ መድረኽ ሰላም፣ ፀፅታን ዓለም ለኸ ኣመራርሓን ብሪክስ ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፥ ዕዉት ምትሕብባር ንምኽኣል ዝበለፀ ምትእምማን ክብ ዘብሉ ዓለም ለኸ ትካላት ናይ…
ስፓርት መሰረት ገብሬን ገመቹ ያደሳን ኣብ መበል 41 ማራቶን ኣትሌት ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ተዓዊቶም Desta Jul 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መሰረት ገብሬን ገመቹ ያደሳን ኣብ መበል 41 ማራቶን ኣትሌት ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ተዓዊቶም። እቲ ውድድር ሎሚ ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ሃዋሳ ተሳሊጡ። ኣብቲ ልዕሊ 200 ኣትሌታት ዘሳተፈ ውድድር ካብ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ገመቹ ያደሳ፣ ካብ ደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ኣብ ህንፀት ሃገርን ዘላቒ ሰላምን ብንቕሓት ክሳተፉ ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Jul 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መናእሰይዝምዕበለት ኢትዮጵያ ኣብ ምህናፅን ዘላቒ ሰላምን ብንቕሓት ክሳተፉ ይግባእ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ። ሚኒስትር ሰላም…